Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኢንጅነር ሃብታሙ ተገኘ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብምትሕብባር ወሰንቲ ዝኾኑ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት መገዲን…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 36 ዕጡቓት ሸኔ እንትድምሰሱ 169 ድማ ተማሪኾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ 36 ዕጡቓት ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ።
ብዝተወሰደ ስጉምቲ ካብ ዝተደምሰሱ ብተወሳኺ 169 ዕጡቓት ድማ ተማሪኾም፡፡
ካብዚ ሓሊፉ ድማ ንተለኣኣኽቲ ጁንታ ህወሓት ሓገዝ ብመሃብ…
ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ወደባት ኣፍሪካ ኣብ ጅቡቲ ተሳሊጡ።
እቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ርክብን ምትህብባርን ብምድንፋዕ ኣብ እዋን ኮቪድ ዝነበረ ምዝሕሓል ኢኮኖሚያዊ ንግዲ ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ተዛቲዮም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሃገራት ምብራቕ…
ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ክሕደት ሃገር ዝፈፀመን ተኸታታሊ ጥሕሰት ሕገመንግስቲ…
ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ንዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኻይዱ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማታት ጋምቤላ፣ ቡሌ ሆራ፣ ሆሳእና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘኹንኑ ሰልፊታት…
ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መግለፂ መበል 15 በዓል ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዝኾነት ሽግ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ድሬዳዋ በፂሓ።
ኣብ ክልል ሃረሪ ዝፀንሐት እታ ህብረ ብሄራዊት ሽግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣቲያ ኣላ።
እታ ሽግ፥ ኣፈ ጉባኤ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።
እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡
ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን…
ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ንምድጋፍ ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ክልል ጋምቤላ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ ቅዋም መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ተዛዚሙ።
ኣብ መጠቓለሊ እቲ ዘተ ዝተረኸቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተ ሰብ፥…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ።
እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡
ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…