Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ቀውሲ ንምግታእ ፍልፍል ሓይሊ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ የድሊ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ዘሎ ቀውሲ ንምግታእ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተፈለዩ ሓደ ዝኾነ ፍልፍል ሓይሊ ብቕልጡፍ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።…

2 ሚነሊየን ሽኮር ናብ ውሽጢ ሃገር የኣቱ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅ ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ሽኮር ከየጋጥም ብብል ክልተ ሚሊየን ሽኮር ተገዚኡ ናብ ሃገር እናኣተወ ምዃኑሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሕብረተሰብ ዝህሉ ልዑል ጠለብ ሽኮር ንምምላእ ሕፅረት ቀረብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 804 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሁውከትን ናዕቢን ብምውላዕ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ብምብፃሕ ገበን ተጠርጢሮም ብፖሊስ ምርመራ ክግበረሎም ዝፀንሐ ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም። መርማሪ ፖሊስ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ጊዘ…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ወረዳ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ቢሸፍቱ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ።   ዓቃቤ ሕጊ ኣብቲ መጋባእያ ብምቕራብ ኣብ ኢዶም ዝተረኸበ ሰነድ መጣየሺ ሽግግር መንግስቲ ዝብልን ንዘሎ ለውጢ…

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ.ኤስ.ኤይድ) መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኢትዮጵያ ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝፀሓፎ፥  ቫይረስ ኮሮና ዝርከቦም ቁፅሪ ሰባት ይውስኽ ኣብ ዘለሉ እዋን ምስ…

ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴራኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ ማሕበራዊ ምትእስሳር ትሑት ዝኾነን…

ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ። ዓቃቤ ሕጊ 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ከምዘዳለወ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታትን ጊዘ ምስክርነት…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 105 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 360 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 105 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ተፋሰስ ኣዋሽ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ቀረባ እዋናት ብዘጋጠሙ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም ምፍንቓሎም…