Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዶ/ር ሙሉ ነጋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮይኖም ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ብመሰረት ውሳነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ብሄራዊ ክልል ዝጣየሽ ግዜያዊ ምምሕዳር…
ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ወፂኡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ከምዝወፅኦም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ብኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተመሪሑ…
ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ ሓዊሱ ሃገር ብምኽሓድ ገበንን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስን ብምሕሳብ ዝተጠርጠሩ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ ሓዊሱ ሃገር ብምኽሓድ ገበንን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ብምሕሳብን ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ…
ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ሃይቅታት ኢኳቶሪያል ተፋሰስ ናይል ኣካቢ ኮይኖም ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ሃይቅታት ኢኳቶሪያል ተፋሰስ ናይል ኣካቢ ኮይኖም ተመሪፆም።
መበል 28 ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ተፋሰስ ናይል ከምኡውን መበል 23 ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት…
ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ዝተፈፀመ ክሕደት ከምዘቖጠዖ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ዝተፈፀመ ክሕደት ከምዘቖጠዖ ገሊፁ።
ኣመራርሓ እቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ፃውዒት እንተገይሩሎም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን ንኲናት…
ባንኪ ዓለም ንውፅኢታዊነት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ንውፅኢታዊነት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ፥ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ምብራቕ ኣፍሪካ ኦስማን ዳይን ምስ ዝምራሕ…
ኣብ ሃዋሳ ዝነብሩ ተጋሩ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ክሕደት ሃገር ኢዩ ክብሉ ኣውጊዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃዋሳ ዝነብሩ ተጋሩ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፅሖ መጥቃዕቲ መሕፈሪን ክሕደት ሃገርን ኢዩ ክብሉ ኣውጊዞም።
እቶም ነበርቲ ምስ ምምሕዳር እቲ ከተማን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ተዛቲዮም።
ምክትል ከንቲባ…
ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ- እዝ ምዕራብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነኻሲ ጡብ ኣደ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ ክብል እዝ ምዕራብ ገሊፁ።
ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዋና ኣዛዚ እዝ ምዕራብ ኮሎኔል ቢረሳው ሽፈራው፥ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ሓዱሽ ኣባል ቦርድ ምርጫ ኣይተ ፍቕረ ገብረህይወት እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ብመምህርነት…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ዘተ፥ “ግደ ሚዲያታት ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ብዙህነት ሓሳብን” ብዝብል ኣርእስቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ…