Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምፍፃም ናብ ካርቱም ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ ንጎሆ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ኣብ ዝሀልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሀንን…
ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን።
ኣብ ዑደተን ኣብተን ክፍለ ከተማታት ኣገልግሎት ኣብ ዝበዝሖም ዓውዲታት ስራሕ ዝወሃቡ ግልጋሎታት ዘተዓዘባ እንትኾና ምስ…
ቤት ፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ውድቂ ብምግባር ንምርመራ ተወሳኺ እዋን ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ ንራብዓይ ግዜ መጋባእያ ቀሪቦም ዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ ቤት ፍርዲ ሕቶኦም ብምንፃግ ንመርማሪ ፖሊስ ተወሰኽቲ ሸውዓተ መዓልቲታት ፈቒዱ።
ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተጠርሩሉ ገበን ምልዕዓል ዓመፅ፥ ኣብ ትሕቲ…
ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትየዮጵያ ስቴፋን ክርስቲያን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ብምትሕብባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።…
ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ።
ሜዲካል ዳይሬክተር ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ሚሊኒየም ዶክተር ውለታው ጫኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ማእኸል ልዑል…
ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም 787 መጥቃዕቲ በይነ መረብ ፈሺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተፈነዉ 787 ዝኾኑ ፈተነታት መጥቃዕቲ በይነ መረብ ከምዘፈሸለ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ከምዝበሉዎ፥ ካብ…
ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።…
ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም።
ዘፈር መዓድንን ኢነርጂን ዘተኮረ ዘተ ከምዝኾነ እውን እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 153 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 638 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
16 ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…
ኣብ ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ከምዝዛየደ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ትግራይ ክሳብ ትማሊ 15 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ 40 ሺሕን 595 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 3 ሺሕን…