Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ሮበርት ቫን ደን ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳንን…
ኣብዚ ሰሙን 15 ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም-ሜ/ጄ መሓመድ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ጁባ ዝርከብ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም መበል 15 ሞተራይዝድ ፃንሒቱ ንዝዛዘመ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ምቕያር እናሎ 15 ኣባላት እቲ ሰራዊት ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም…
ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ ተሳቲፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ።
ፓርቲ ብልፅግና ብምውካል ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ኣብቲ ዘተ ተሳቲፎም፡፡…
ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ማለት እውን ኣብ ልምዓት ኣትክልቲን ፍረምረን ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ማእኸል “ወርልድ ቬጅቴብል” ምስ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓዊሱ…
ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ 2021 ክኽተሉዎም ካብ ውሽጢ ዝግብኡ 14 ዋና ፈፀምቲ ስራሕ መገዲ ኣየራት ተኻቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ኣብ 2021 ክኽተሉዎም ካብ ውሽጢ ዝግብኡ 14 ዋና ፈፀምቲ ስራሕ መገዲ ኣየራት ተኻቲቶም።
እቲ መገዲ ኣየር ናብ ኣህጉር ኣፍሪካን ካልኦት ክፋላት ዓለምን ሰብኣዊን መድሕን…
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣግባብ ፅሬትን ተበፃሕነትን ንምርግጋፅ ማሕበራት ሞያ ምስ መንግስቲ ተዋዲደን ንኽሰርሓ ተሓቲቱ።
ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ኤጀንሲ ኣግባብን ፅሬትን ትምህርቲ ብምትሕብባር “ግደ ማሕበራት ሞያ…
ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዜጋታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ብመካብ ደረጃ ዓለም ለኸ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ሙሉእ ዓቕሚ ዩኒቨርሲቲታት ምጥቃም ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታትን ዩኒቨርሲቲአንን…
ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ይሰርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ሓገዝ ንምግባር ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 75 ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ እናተንቀሳቐሱ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ…
“ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ብርሃን ዝርከብ ብኣምፑል ኢዩ” ክብሉ ኣብ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ጭዳ - ጅማ ኣብ ዘጀመሩሉ መርሃ ግብሪ ገሊፆም።
ጅማን ከባቢኣን ካብ ታሪኻዊ ቦታታት ኢትዮጵያ ሓደ ይኹን እምበር ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ…