Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፈለማ እዋን ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ።
ቁፅሪ እቶም ተመረቕቲ 34 እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ስልጠነኦም ክከታተሉ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ።
ሚኒስትር መጓዓዚያ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዘመሓላለፍኦ…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 118 ሰባት ካብቲ ሕማም ከምዝሓሾም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 102 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 3 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት 393 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ሰለስተ ደቂ ተባዕትዮ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸበን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዕድሚኦም ካብ 27 ክሳብ 45 ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።
ብኻሊእ መዳይ ኣብ…
ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ንዘካየደቶ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል 19 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበራ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ንዘካየደቶ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን 19 ቢሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣውሮፓ ከምዝበሎ፥ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንዘስዓቦ ቅልውላው ዝውዕልን እተን…
ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ኣምዴ ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ግዝኣት ኣብዬ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ኣምዴ ተሰማ ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ግዝኣት ኣብዬ ዝተዋፈረ ሰራዊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንክኾኑ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ሸይመሙዎም።
ሜጀር ጄኔራል ከፍያለው ፃንሒት እዋን ስርሖም ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ንዝዛዝሙ…
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ትማሊ እውን ተሳሊጡ።
ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ኣመላልኣ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ፍፃመ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።
እቶም ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ካብ ምሕላው ሃገር ጎድና ጎድኒ ኣብ ሓለዋ ከባቢ እውን ብፂሒቶም ከምዝዋፅኡ ኣፍሊጦም።
ሰራዊት…
ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፣ ልገሳ ደም፣ ምክፋል ማእዲን ተኻይዱ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ ንፋና…
ኣብ ትግራይ 31 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ውሽጢ 316 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 31 ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ገሊፆም።
እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ክልተ ደቂ ኣንስትዮን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 636 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
በቲ…