Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዋሚ ኮሚቴ ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ብቕልጡፍ ምዝዛም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ማእኸላይ፣ ደቡብን ምዕራብን ጎንደር ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ተዓዚቡ። ትዕዝብቲ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ልምዓት…

ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብ/ጄ ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣካዳሚክ ዲን ሰራዊት ምክልኻል ዝነበሩ ብርጋዴር ጄነራል ኣሊጋዝ ገብሬ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር ንራብዓይ ግዘ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ 2ይ እዋን ቆፀሮ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጄነራል…

ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሎኔል ይርጋለም ፍቓዱን ሌተናል ኮሎኔል ተወልደ ብርሃንን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ዓፋር ከምዝተትሓዙ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ዝገለፀ ኣባል ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ተጠርጠርቲ ብወሓስ ንቤት ፍርዲ ምሕታቶም ስዒቡ ኢዩ።…

መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባላ ሃገራት ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ እቲ ጉባኤ፥ ኢጋድ ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ…

ዕዉታት ደቂ ኣንስትዮ ንመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ልምዲ ዘካፍላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ቀዳማይ መንፈቕ ዘበነ ትምህርቲ  ልዑል ውፅኢት ዘመዝገባ ዕዉታት ደቂ ኣንስትዮ ንመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ልምዲ ዘካፍላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ። ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝተዳለወ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት…

ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣዳላውነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ ኣብ መላእ ሃገር ብዕሊ ተጀሚሩ። ከይዲ እቲ ማሕበረሰብ ተኮር ብሄራዊ ልዝብ፥ ኣብ ከባቢያዊን ሃገራዊን ጉዳያት ክብ ስድራቤትን መንደርን ተበጊሱ መላእ ማሕበረሰብ…

መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መረፃን ንቑሕ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮን ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ የሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ መሰረት ማሞ፥ ማዕርነት ፆታ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ድንጋገታት ካብ…

ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብጁንታ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ዑደት ኣካይዶም። ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ…

ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ወፍሪ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ዝተዳለወ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ…

ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ምድብ ኣየር ምዕራብ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን ዑደት ድማ ሰራዊት እቲ ምድብ ከሓዲ ዝሸረቦ ሃገር ናይ ምትርማስ ትልሚ ንምፍሻል፥ ኣመራርሑኡ ብጥበብ ኣባላት ድማ ብጅግንነት…