Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ጥንቃቐ ክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ኣብ እዋን ዕድጊት ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ኣብ እዋን በዓል ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ…

ሓድነት ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ጎንፂ መበገሲታት ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሐረ በጀት ዓመት ሚኒስቴር ሰላም ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፤ ትካላዊ ሪፎርምንና ዓቕሚ ምፍፃምን ኣብ ምድንፋዕ፣ ዘላቒ ሰላም ምህናፅ፣ ናይ ሓባር ያታ ኣብ ምስራፅ፣ ጎንፂ ኣቐዲምካ ኣብ…

ቃልሲ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ንወለዶ ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ዝኽሪ ሓወልቲ፣ ሙዚየምን ከምኡ እውን ኣዳራሽ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ዘኹርዕ ቃልሲ ኢትዮጵያውያን ዘመትቲ ኮሪያ ክብሩ ተሓሊዩ ንትውልዲ ክመሓላለፍ እቲ ሓወልቲ ዘመትቲ ንታሪኹ ብዝምጥን መልክዑ ሕድሳት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ብምምዝታይ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዑደት ገይሮም፡፡ ድሕሪ እቲ ዑደት ምስ ዋና ፈፃሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዓብዪ ዘበናዊ ከተማ (ስማርት ሲቲ) ዑደት ገይሮም። እዚ ድማ ንስራሕቲ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ዝኸውን ተሞክሮ ናይ ምቕሳም ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ተስፋ ዝግበረላ ሃገር ኮይና ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይግመትን ኣፀጋሚን ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚ ዓለም ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ይኹን ኣብቲ ዞባ ተስፋ ዝግበረላ ሃገር እናኾነት ምምፃኣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ወርሒ መንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናምን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናም ጄነራል ሉዎንግ ኩዎንግን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ትራን ታንህ ማንን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶሻሊስት ሪፐብሊክ ቬይትናም ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ መዓድን ወርቂ ልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ሃገራዊ ኣፈፃፅማታት…

ምጥፋእ ብዝሃ ህይወትን ምዕራቕ መሬትን ብምውጋእ ተፈጥሮ ንምሕላው ስጉምቲታት ክውሰዱ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጥፋእ ብዝሃ ህይወትን ምዕራቕ መሬትን ብምውጋእ ተፈጥሮ ንምሕላው ቅልጡፍ ስጉምቲታት ክውሰዱ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ዘላቂን ህዝቢ…

ኣብ እዋን በዓላት ዝበፅሕ ገበን ምጭብርባር ብኸመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ልዑል ዝበሃል ምንቅስቓስ ምጭብርባር ዝረአየሉ ኢዩ። ብፍላይ ንዘመድ ኣዝማድ ህያባት ንምግዛእ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ልዑል ዕድጊት ዝፍፀመሉ እዋን ምዃኑ ስዒቡ ኣጭበርበርቲ እውን እዚ ዕድል ንምጥቃም ዝተፀንዐ…