Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 51 ተምሃሮ ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም 51 ተምሃሮ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ።
እቲ ስጉምቲ፥ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር እቲ ዩኒቨርሲቲ ንኽተኣጓጎል ድሌት ዘለዎምን ኣጋጣሚታት ብምጥቃምን ፀገም ዝፈጠሩ ተምሃሮ ብምፍላይ…
ልዕሊ ብር 4 ሚሊየን ዝግመት መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ብር 4 ሚሊየንን 485 ሺሕ ዝግመት መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቲ መዐወኒ ሓሽሽ፥ ኣብ ተሸከርካሪት ተፃዒኑ ካብ ሻሸመኔ ናብ ኬንያ እናተጓዓዓዘ እንተሎ ቤት ፅሕፈት ጣቢያ ጉምሩክ ጨንፈር ሃዋሳ ጥሒሱ ንምሕላፍ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ምምሕዳርን ቁፅፅርን መሳርሒታት ኲናት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ከምኡ እውን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ኣብ ረቂቕ…
ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ጊኒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕቲ ምትሕብባር ንምጅማር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ጊኒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕቲ ምትሕብባር ንምጅማር ተስማዕሚዐን።
እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዘካየዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕዚዳንት እታ ሃገር ኣልፋ ኮንዲ ኣብ…
ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸንዳ፣ ማሪያ፣ ሻደይ፣ ኣሸንድዬ፣ ሶለልን ዓይኒ ዋሪን ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ኮይኖም ንኽምዝገቡ ምድላው ሰነድ መምረፂ ምዝዛሙ በዓል ስልጣን መፅናዕቲን ሓለዋን ሓድጊታት ኣፍሊጡ።
ተመራማሪ ባህሊ እቲ መዓል ስልጣን ኣይተ ገዛሀኝ ግርማ፥…
ቦርድ መረፃ ኣብ ግዘ ሰሌዳ ዝቐፅል ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ኣውሽጢ ክልተ ሰሙን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ከምዝዛተ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ግዘ ሰሌዳ ዝቐፅል ሃገራ መረፃ ኣድሂቡ ኣውሽጢ ክልተ ሰሙን ምስ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከምዝዛተ ኣፍሊጡ።
ዕላማ እቲ ዘተ ድማ እቲ ግዘ ሰሌዳ ንምምዕባል ዝሕግዙ ተወሰኽቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ብሓባር ብምዃን ኢዮም ዑደት ገይሮም።…
ዘመናዊ ድኹዒ ሓመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ን2012 ዓ.ም እታወት ሕርሻ ዝኸውን ዘመናዊ ድኹዒ ሓመድ (መዳበርያ) ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ገሊፁ።
እቲ ትካል፥ ነቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዝውዕል እታወት…
ዩኒቨርሲቲ ወሎ ኣብ ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሃዊኾም ዝበሎም ልዕሊ 335 ተምሃሮ፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን መምህራንን ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ።
ምስ ውዳበታት ፀፅታ ብምዃን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፀገም ፈጠርቲ ንምፍላይ ብዝተገበረ ዝተዋደደ ስራሕ…
ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምምካት ዘኽእል16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ዝሓቖፈ ፎረም ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ትግራይን ተጋሩን ዝበፅሑ ዘለዉ ሓደጋታት ህልውናን ድሕንነትን ብጥሙር ሓድነት ንምምካት ዘኽእል ፎረም ኣጣይሸን።
እቲ ፎረም ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ ዝመርሖ እንትኸውን፥ ውድባት ፖለቲካ ህወሓት፣…