Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ፅባሕ ዕለት 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ።
እቲ “ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት…
ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ብውሕጅ ንዝተጎድኡ ሶማሊያውያን ሕገዝ መድሓኒት ገይራ።
ኢትዮጵያ ኣብ ዛሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማሊያ ክልል ሂር ሸባሌ ከባቢ በለደወይን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ሶማሊያውያን ኢያ ህፁፅ ርዳእታ ዝህቡ ሓኻይምን ሓገዝ 10 ቶን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና ፈፃሚት ስራሕን ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ሊሊ ዮሴፍ ተዛትየን።
ተግባር እቲ ፋውንዴሽን ጠጠው ንዝበለሉ ዕላማ ቁርፀኛ ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፅእ እውን እተን ፕሬዚዳንት…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንክወፅኡ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክወፅኡ ወሲኑ።
እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ቤት ህንፀት ኣበ ዝነበሮም ፃንሒት ብዘርኣይዎ እወንታዊ ስነ ምግባር መሰረት ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልእኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ዘተ ቤት ምኽሪ ለውጢ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፥ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀን ላዕለዎት…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን4 መምህራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ
#ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንኣርባዕተ መምህራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ምሃቡ ኣፍሊጡ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ ብኮሌጅ መፅናዕቲ ልምዓት ሃገር፣ ብኮሌጅ ሳይንስ ጥዕናን ብኮሌጅ መፅናዕቲ ቋንቋታትን ብመምህርነትን ምርምርን እናገልገሉ ንዝፀንሑ ምሁራት ኢዩ…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ፓርቲ ካብ ግምባር ናብ ውህደት ድሕሪ ምስግጋሩ፥ ብብርኪ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፈላማይ ኣኼኡ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዘሳልጥ ዘሎ።…
ብሓሳብ ምርታዕኻ ብሰላማዊ መገዲ ምቕባል መግለፂ ስልጣነ ኢዩ – ኣቦታት ሃይማኖት
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓሳብ ምርታዕኻ ብሰላማዊ መገዲ ምቕባል መግለፂ ስልጣነ ምዃኑ መራሕቲ ሃይማኖት ገሊፆም።
መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያን ሕብረት ወንጌላዊት ኣብያተ ክርስትያን…
ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ።
እቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ዝወሃብሉ ክኸውን ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 831 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ማእኸል መቆፃፀሪ ትራፊክ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 831 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ዘመናዊ ማእኸል መቆፃፀሪ ትራፊክ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ኣብቲ ሰነድ ቢሮ ኮንስትራክሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኩባኒያ ኮሙዩኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን ቻይናን(ሲ ሲ ሲ ሲ)…