Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1 ሺሕን 441 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝበ ሙስሊም እዚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 805 ሰባት እንትርከቡ 10 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 786 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 805 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን413 ሺሕን 397 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

መሰል ቀዳምነት ይኹን እዋናዊ ግልጋሎት ወሓዚ ሩባ ኣባይ ኣብቲ ሩባ ናይ ምጥቃም መሰል ኢትዮጵያ ዘይግድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዘሎ መሰል ቀዳምነት ይኹን እዋናዊ ግልጋሎት ኣብቲ ሩባ ናይ ምጥቃም መሰል ኢትዮጵያ ዘይግድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ማዕቐፍ ሕጊ ተፋሰስ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ሃይድሮ ፖለቲክስን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ህዝበ ሙስሊም እንኳዕ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓረፋ ንኢትዮጵያውያን…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ንበጀት ዓመት 2013 ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ንበጀት ዓመት 2013 ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን እውን ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ንበጀት ዓመት…

መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2012 ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…

ኣብ ክልል ደቡብ ንዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ስዒቡ ስራሕቲ ምፅራይ ብምክያድ ተጠርጠርቲ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዶብ ኮንሶን ኣሌን ኣብ ቀረባ መዓልታት ብምኽኒያት ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ህይወት 21 ሰባት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ጉድኣት ኣካልን ዕንወት ንብረትን እውን ከምዘጋጠመ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳ ተዛሪቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኒሃል ዴንግ ኒሃልን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብፍላይ ድማ ኣብ ልምዓት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 610 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 760 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 610 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን403 ሺሕን 611 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…