Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ኣምሃ መኮንን ሽልማት ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ናይዚ ዓመት ተዓዋቲ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኢትዮጵያዊ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ኣምሃ መኮንን ናይዚ ዓመት ሽልማት ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ፈረንሳይ-ጀርመን ተዓዋቲ ኮይኖም።
ጠበቓ ሕጊ ኣምሃ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እንተይተረፈ ናይ ዜጋታት ሰብኣዊ መሰልን ክብሪን ንኽሕሎ…
ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ብምዃኖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ብሰልፊ ገሊፆም።
እቶም ኢትዮጵያውሓጎሶም ዝገልፁ፥ ያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝዓረፉሉ ሆቴል ግራንድ…
ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ክንክን ዘድልዮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ሰላም ከም ፈልሲ ተኽሊ ኢዩ፤ ተኽሊ ተተኺሉ ክንክን ከምዘድልዮ ሰላም እውን ቅኑዕ ሕልናን ክንክንን የድልዮ” ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ።
ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተሳለጠ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሽልማት ኖቬል ሰላም ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ኖቬል ሰላም ሽልማቶም ተቐቢሎም።
ስነ ስርዓት ሽልማት ኖቬል ሰላም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ሽልማት ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ሓዊ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ከቢድ ጉድኣት ከየብፅሐ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
መንቀሊ እቲ ባርዕ ንምፍላጥ ይፃረ ከምዘሎን መጠን እቲ ሓደጋ ብተሳትፎ ዝተፈላለዩ ኣካላት ክቕንስ ከም ዝኸኣለን እውንውን…
ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ይግባእ – ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ከም ዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ኣተሓሳሲቦም።
መበል 14 ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን…
መልእኽቲ ታሕጓስ ዶክተር ደብረፂዮን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከምዝፍለጥ ህዝቢ ትግራይ ንሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰሉ፣ ንመንነቱን ክብረቱን ኣብ ዘካየዶ ተጋድሎ፣ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘርኣየኦ ጅግንነትን ዝፈፀመኦ ቕያን ብቃላት ንምግላፅ ኣዝዩ ዝኸብድ እዩ።
ሓፍትና ወ/ሮ ፍረወይኒ መብራህቱ እውን ናይዘን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተራኺቦም።
30 መስከረም ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ብመሰረት ዕላዊ ዝገበሮ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ከምዝኾኑ ይዝከር።
ስለዝኾነ…
ፊንላንድ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 800 ሺሕ ዩሮ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኤራክሲነን ተወካሊ ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቱርሃን ሳልሕን…
9 ይ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሽዓይ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ።
ብኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ ዝተመርሐ ጊጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ እውን ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፈ ይርከብ።
እቲ ልኡኽ፥ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት…