Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣመራርሓታት እቲ ባንኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሐመድ ኣረኪቦምዎም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ና ህዝቢ ባንኪ ከም ምዃኑ መጠን…

ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይር ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይርን ህንፀቱ ከምዘይቋረፅን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ሩሲያ መዓልታዊ ምስ ዝሕተም ጋዜጣ ኮምሶሞለስካያ ፕራቫድ ፃንሒት ገይሮም።…

ግሩፕ ራክሲኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ራክሲኦ ዝተብሃ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ሓበሬታ ንምህናፅ ዘኽእሎ ቦታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኣይሲቲ ዝረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ከም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላእለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ኣብ ኩነታት ፀፅታ ኢትጵያን እናጋጠሙ ዝርከቡ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘተኮረ ከምዝኾነ…

ኣብ እዋን መረፃ ክህሉ ዝግበኦ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ክህሉ ዝግበኦ ጥንቃቐ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ፥ ሲቢክ ማሕበራትን መራኸብቲ ሓፋሽን ተኻፈቲ ኮይኖም። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፥ ኣብ መረፃ ዝግበር ጥንቃቐ…

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳተፍቲ ኮይኖም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ህንፀት ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኢትዮጵያን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ጎሮ ጉቱ ተረኺቦም ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዘብፀሖ ጉድኣት ተመልኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ሶማሌን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን እናገበሩዎ ዝነበሩ ዑደት ስራሕቲ…

ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 6 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 773 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 301…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ኣውባሬ ዘብፅሖ ጉድኣት ብዝምልከት ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ዕፋን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ -ገለለሽ -ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ስራሕቲ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ - ገለለሽ - ደጋሃምዶ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መገዲ 166 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ካብ መንጎ እዚ 56 ኪሎ ሜትሮ ነውሓት ዘለዎ ህንፀት መገዲ ጅግጅጋ…