Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ተኣማንነትን ቅንዕናን እሴት ክላበሱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢሳህለወርቅ ዘውዴ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ መዓልቲ ሲቪል ሰርቪስ ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳቲፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፥ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ትካላት ኣብ ምህናፅ ልዑል…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ
#ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ።
ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ ድማ ቃለ ጉባኤ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባን ሹመት ዝተጓደሉ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676 ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…
ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
እተን ትካላት ኣብ ግብፂ ይኹን ኣብ ኻልኦት ሃገራት ዓለም ዝርከባ ተመሳሰልቲ ትካላት ሃይማኖት መሰል ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቅዋምን ኢትዮጵያ ኣብ…
ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይ፣ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካልኦት ጉዳያትን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ እቶም ሙሁራት ኣብ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ገምጋም የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣድሂቡ ገምጋም የሳልጥ ኣሎ።
ትማሊ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብመንፅር ኢኮኖሚ ዘሳለጠኦም ተግባራት ምቕራበን ይፍለጥ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈራት ዝተዋፈራ ሚኒስቴር…
ኣብ ኮሪደር ደወሌ ዝርከብ ኬላ ካብ ጂቡቲ ንዘኣትዉ ገናሕቲ መኪና ምርመራ ኮቪድ-19 ንምግባር ዘኽእል ጥማዕ ደም ምውሳድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኮሪደር ደወሌ ዝርከብ ኬላ ካብ ጂቡቲ ንዘኣትዉ ገናሕቲ መኪና ምርመራ ኮቪድ-19 ንምግባር ዘኽእል ምውሳድ ጥማዕ ደም ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ጥማዕ ደም ንምውሳድ ዘኽእልን ንፈሊኻ መፅንሒ ዘገልግል ድንኳን ዓራትን ብምድላው ስርሑ ምጅማሩ ተገሊፁ።…
ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም ይመፅኡ ከምዝነበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
ኣይተ ገዱ…
ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ።
እኩብ ኣባላት ኮንገረስ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝኾነ ብላክ ኮከስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…