Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ተዳሊየ ኢየ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንተጓዓዝቲ ሓጅን ዑምራን እዚ ዓመት ቅልጡፍን ምቹውን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ንመሃብ ዘኽእሎ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ንመበል 1 ሺሕን 446 ግዘ ዝግበር ጉዕዞ ሓጅን ዑምራን ኣመልኪቱ ላዕከዋይ ቤት ምኽሪ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 11 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ሸነን ዱጎ ብዘጋጠመ ሓዳደጋ ትራፊክ ህይወት 11 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ ካብ መወትቲ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ 25 ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ፋሪድ ይሳቅ…

ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት እጃሞም ንኸጠናኽሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት ዘለወን ግደ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ…

ዞባዊ ድሕንት ንምሕላው ትካላት ፀፅታ ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀፅታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣርባዕተ ስምምዕነታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 29 ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ኣዋጃት ስምምዕነት ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ፈለማ ዘፅደቖ ንልምዓት ካባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን መንግስተቲ ጣሊያንን…

3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…

ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ለውጢ ፖሊሲ ምግባሩ ሓዊሱ ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት ምቹዋት መሰረተ-ልምዓታትን፣ ምስ ቪዛ ተተሓሂዙ…

ኢትዮጵያ ሰላም ዞባ ኣፍሪካ ንምሕላው ዘኽእል ሪፎርም እናገበረት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ብዝዘለለ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላ ብዘኽእል መልክዑ ትካላዊ ሪፎርም እናካየደት ምዃና ዋና ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሬድዋን እዚ ዝበሉ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ብዝበለፀ ንምልማዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣፍሊጠን፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ወርክሾፕ ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ኣመልኪቶም እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል…

ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ተኻይዶም – እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ከም ሃገር ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ውፅኢት ምስርሖም ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ…