Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕዚ እውን ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝብና ናይ ኩሎም መደባትና እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ -ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ናይ ኩሎም መደባት እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ቫይረስ ኮረና ንምሽናፍ ዓቕሚ ይኹን ተሞክሮ ኣለዎ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለስተ ወርሒ ዘውፀኦ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም ትማሊ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ…

ኣብ መላእ ትግራይ ካብ ዕለተ ሶኒ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ መኸተ ቫይረስኮሮና ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕለተ ሶኒ 5 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ ቫይረስ ኮሮና ከምዝካየድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዳህሳስ 23 ሽሕ በዓል ሞያ ዝሳተፋሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኮቪድ-19 ብዝምልከት ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ “ዶክተር ቴድሮስ እዋናዊ…

ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅኡ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ናይ ምምካት ተኽእሎ ኣለዎ – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅእ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ምምካት ከምዝኽእል ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሳምንታዊ መልእኽቲ፥ “ፃህያይ ክጅምር ከሎ-ቶሎ ኢልካ ንቐሎ!!” ዝብል ብሂል…

ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ን6 ክልላትን ሃንቲ ከተማ ምምሕዳርን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳርኣዲስ ኣበባ ንሽዱሽተ ክልላትን ንከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝገብሮ ካልኣይ ዙር ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ፥ ንክልላት ትግራይ፣ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ከምኡ እወን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 82 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተፈረመ ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ህፁፅ እዋን ምላሽ ምሃብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን 82 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ብውድብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ብዘሳለጦ ፍሉይ ኣኼባ ቦርድ ኣባላት መርማሪ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምሻም ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ መርሚሩ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼቡኡ ዝርገሐን መጠን ጉድኣትን ለበዳ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 9 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ትሽዓተ ሰባት ከም ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 442 ሰባት እቶም ትሽዓተ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተረጋጊፁ ኣሎ። ነዙይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተወሳኺ በጀት ብር 28 ቢሊየን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ተወሳኺ በጀት ብር 28 ቢሊየን ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኡ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን መስተኻሊ ኣሸፋፍና ወፃኢን በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ…