Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንኻልኦት ከተማታት መርኣያ ዝኾነ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ባህሊ ስራሕ ብምቕያር ምርኣያ ምዃኑ ተረጋጊፁ እዩ።
ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ጠመተ ዝገበረ 2ይ መድረኽ ዘተ ጉባኤ ብምትሕብባር ከተማታት ኢትዮጵያ…
ኣብ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።
እቲ ኣገልግሎት ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረት ውፅኢት የምፅእ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረትን ምጥንኻር ዝተዋደደ ኣሰራርሓን ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም፡፡
ናይ ምድማር…
ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡
ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣዲስ ኣበባ…
ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ በፂሑ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ በፂሑ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)።
ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብዚ ሰሙን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኣብ ኢትዮጵያ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…
ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…
ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከፋፈልቲ ያታታት ብምውጋድ ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም ኢሉ ማኒስቴር ሰላም።
"ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዳማ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ…
ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን – ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን ኢሎም ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ፡፡
ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዕሊ 30 ዓመታት ብበዓል ሞያነትን ኣመራርሓነትን ኣገልጊሎም…
ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡
ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት…