Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ዝገብሩ ተግባራት ክጠናኸሩ እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ክትከውን ዘኽእሉ ተግባራት ብምጥንኻር ክንቕፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ማእኸል መስፋሕፍሒ ማእኸል ሎጂስቲክስ ሞጆ መሪቖም ብዕሊ ስራሕ…

ማእኸል መስፋሕፍሒ ሎጂስቲክስ ሞጆ ንዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚ ዓብዪ ዓወት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ምዕራፍ ዘበናዊ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማእኸል ሎጂስቲክስ ሞጆ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከም ዝገበሉዎ፤ ምስፍሕፋሕ እቲ ማእኸል ምትእስሳር ኢኮኖሚ…

ንግስቲ ሓጓፍ ሽንጥሮ – ኣዳማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀሓይ ንግሆ ካብ ኣድማሳ እንትትወፅእ፣ ንሰፊሕ ሰማይ ኣዳማ ብወርቃዊ ብርሃን ተልብሳ። ኣዳማ ብሙቐት ፀሓይ ዝደመቐት፣ ብምንቕስቓስ ሰባት ዝተመልአት፣ ብባህሊ ዝተሸለመት ከተማ እያ። ኣብ ኣደባባያታን ጎደናታታን ዝጓዓዙ ሰባት ዝተፈላለዩ ሕልምታት…

ዲጂታ ህዳሰ – ንዘመናዊ ናብራን ህንፀት ኢኮኖሚን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ንምምዕባል ኣብ ዝገብርኦ ፃዕሪ ኣገልግሎታት ብፅሬትን ብቕልጣፈን ንዜጋታት ምብፃሕ፣ ዜጋታት ብፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምብቃዕ ምስራሕ ብሓፈሻ ድማ ኢኮኖሚ ብዲጂታል ዘፈር ምድጋፍ ትፅቢት ዝግበር እዩ። ሃገርና ትግበራ ዲጂታል 2025 ዛዚማ ዲጂታል…

በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዜ መድፍዕ ክትኮስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር  21 ግዜ መድፍዕ ክትኮስ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል። ብመሰረት እዚ ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 እንትብል 21 ግዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ማእኸል ስራሕቲ ስፖርትን…

ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ጳጉሜን 5 “መዓልቲ ፅባሕ” ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ ንፅባሓ ሎሚ ትሰርሕ ኣላ!

ፅባሕ ዝውሰን ሎሚ ብእንሰርሖ ስራሕ እዩ! ናይ ፅባሕ ዓወትና ዝሕንፀፅ ብናይ ሎሚ ፃዕርና እዩ። ካብ ትማሊ ሰናይ ተመኩሮታት ብምቕሳም፣ ንሎሚ ብግቡእ ብምግምጋምን ራኢይ ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንካ ምህናፅን ፅኑዕ እምነትን መለለይ ባህሪን መንግስትና እዩ። ሃገር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ…

መዓልቲ ፅባሕ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጳጉሜን 5 መዓልቲ ፅባሕ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መዓልቲ ፅባሕ ሃገራዊ ስግግር ቴክኖሎጂ ካብ ወረቐት ናብ ዲጂታል፤ ካብ ተጠቃማይነት ናብ ፈጣራይነት! ካብ ትማሊ ብምምሃርን ብምእራምን ንሎሚ ብዝለዓለ ትግሃት ብምህናፅ ዲጂታል…

ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን 4 ጳጉሜን «መዓልቲ ህብር» ኣመልኪቶም ናይ ኪነ-ጥበብ ምሸት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኽቡ ሚኒስትር ሰላም…

ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…