Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ብቫይረስኮሮና ዝተጠርጠሩ 16 ሰባት ብምርመራ ነፃ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ብቫይረስኮሮና ዝተጠርጠሩ 16 ሰባት ብምርመራ ላቦራቶሪ ነፃ ከምዝኾኑ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎድፋይ፥ እቶም ተጠርጠርቲ ናፃ ከምዝኾኑ ኣብ ትዊተር ገፅ…
ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ካብ ዘቐመጦ ኣንፈት ወፃእ ኣኼባታት ኣይካየዱን-ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ካብ ዘቐመጦ ኣንፈት ወፃእ ኣኼባታት ከምዘይካየዱ ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፓርቲ ዘዳለዎ…
ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ምስ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ቶኒ ብሌርን ጎርደን ብራውንን ብ “ቴሌፎን” ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቫይረስኮሮና (ኮቪድ 19) ብዝምልከት ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ነበር ቶኒ ብሌርን ጎርደን ብራውንን ብ “ቴሌፎን” ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን…
ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል ምክረ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ 19) ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል በዓል ሰለስተ ነጥቢ ምክረ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣቕሪባ።
እቲ ምክረ ሓሳብ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ 19) ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ልዑል ስግኣት ከምዝፈጠረ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ።
እቲ ወዲ 34 ዓመት ኢትዮጵያዊ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ካብ ዱባይ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ኢዩ ተባሂሉ።
ምልክታት ሕክምና ስለዝተርኣዮ 13 መጋቢት ናብ ትካል ጥዕና…
ብጉጅለ ኢንሸቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፣ ጃክ ማን ኣሊባባን ዝከፋፈል ናውቲ ሕክምና ካርቱም ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ19 ኣብ ኣፍሪካ ንምክልኻል ዓሊሙ ብዝተጣየሸ ጉጅለ ኢንሸቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ቻይናዊ በዓል ሃፍቲ ጃክ ማን ዝከፋፈል ቀዳማይ ዙር ድጋፍ ናውቲ ሕክምና ትማሊ ንካርቱም ከምዝተውሃበ ተገሊፁ።
እቲ ናውቲ…
ሓደሽቲ ናብ ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንዝኣትው ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ሓደሽቲ ናብ ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንዝኣትው ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ ናብ ቤት…
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ናብ ኣብያተ ህንፀት ዝኣትው ሓደሽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ናብ ኣብያተ ህንፀት ዝኣትው ሓደሽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ን14 መዓልቲ ካብ ቫይረስ ኮሮና ነፃ ምዃኖም ዝረጋገፀሉ ቦታ ከምዝፈለየ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ ናብ ቤት ህንፀት…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ሓበሬታ ተበፃሒ ዝገብር ግብረ ሓይሊ ተጣዪሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ፈነወ ሓበሬታ ንኽህሉ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኣካቢ እቲ ግብሪ ሓይሊን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።…
ባንኪ ዓለም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትዮጵያን ኣፍጋኒስታንን ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል ሓገዝ ከፅድቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት 40 ሃገራትን ከስዕቦ ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምንካይን ምክልኻልን ዘኽእል ሓገዝ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከፅድቕ ኢዩ።
እቲ ሓገዝ ቫይረስ ኮሮና ኣብተን ሃገራት ከስዕቦ ዝኽል…