Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነባር ጋዜጠኛን ተጋዳሊትን ነፃነት ኣስፋው ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዝርከብ መቓብር ሓርበኛታት ትግራይ ተፈፂሙ።
ተጋዳሊት ነፃነት ኣስፋው፥ ኣብ 1970ታት ጋዜጠኛ ሬዲዮ ጀርመን ዝነበት…
መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ኣውሮፕላን ኣብ ዝበፅሐሉ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከባቢ ወረዳ ገምቢቹ…
ፋኦ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ( ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወለዐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትውዕል ኣውሮፕላን ሓገዝ ገይሩ።፡
እቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተሳሊጡ።
እቶም ሚኒስትር…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 27 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢፌዴሪ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ።
እቲ ባይቶ ኣብ ናይሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቂቕ ኣዋጃት ብምዝታይ ብዝዝር ንኽረኣዩ ናብ ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ ኣሎ።
ባይቶ…
ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ከተማ መሃል ሜዳ ብሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተሸንደወ ቡምባ ህይወት 3 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ምምሕዳር ከተማ ዋና ኢንስፔክተር ጥላሁን ደበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ደብዳቤ ሽመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ሃገሮም ንምውካል ተሾይሞም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ሓሙሽተ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሽመት ተቐቢለን።
ደብዳቤ ሽመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፦
ኣምባሳደር ፓሃላ ራላጅ ሳናታና ሱጂሽዋራ ጉናራትና ካብ ስሪላንካ፣…
ንሕልፈት 157 ሰባት ምኽንያት ዝኾነ ሓደጋ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንትዝከር
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብዛ መዓልቲ እዚኣ፥ ንብረት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ እናተጉዓዘት እነሃለወ ብሃንደበት ተሓመሸሸት።
ቁፅሪ በረራኣ ኢት 302 ዝኾነት ኣውሮፕላን፥ 149 መገደኛታትን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሕልፈት ወ/ሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን፥ ወይዘሮ ነፃነት ኣስፋው ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንሰለስተ ዘበናት እቲ ባይቶ ማለት እውን ካብ…
ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ተዛትዮም።
ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ዘሎ ድርድር ዝርከበሉ ኩነታት ብዝምልከት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ዓለም ለኸ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ሚስስ ኣሊስ ኦልብራይት ተዛትየን።
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መሻርኽቲ ትምህርቲ ዝተፈጠረ ጥንኩር ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ…