Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ መሰሉ ንምርግጋፅ ኣብ ዘካየዶ ቃልሲ እጃም ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝዓዘዘ ነይሩ – ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፂዮን ገብሚካኤል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8) ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊን…

ማዕረ ተጠቃምነትን ፍትሓውነትን ህዝቢ ትግራይ ንኽረጋገፅ ከምእንቃለስ ወሲና-ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)"ምርግጋፅ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ዝካየድ ዝነበረ መስራቲ ጉባኤ ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ተዛዚሙ። እቲ ኣብ ትግራይ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ መስራቲ ጉባኤ 23 ማሕበራትን ሰለስተ…

ኣብ ነቀምቴ ኣብ ውሽጢ ገዛ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ሰባት እንትሓልፍ ካልኦት ክልተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ቃፀሎ በፂሑዎም። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ምርመራ ገበን ኢንስፔክተር ማርቆስ ዋጋሪ ንፋና…

ኣዴታትናን ኣሓትናን ደጀን ብምዃን ዘይደገፈኦ ዝኾነ ይኹን ኢትዮጵያዊ ዓወት የለን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ 29 ለካቲት 2012 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም ናይ እንኳን ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቢክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሞንጎ ሰራሕተኛታት ዋርዲያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ሓደ ጨንፈር ባንኪ እናት ዝተዋፈሪ ውልቀ ሰባት ብዝፈተጠረ ጎንፂ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ጎንፂ ኣብ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ ሰለስተ ከባቢ ሞርኒግ ስታር ሞል ኣብ ዝርከብ ባንኪ እናት ጨንፈር…

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተረባሪብና ብምዝዛም ኢትዮጵያ ካብ ባዕላ ሓሊፋ ፍልፍል ሓይሊ ጎረባብቲ ሃገራት ንምግባር ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ኣብ ከተማ ተርጫ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ድኽነት ምክፍፋል ከምዘስዕብ ገሊፆም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ሕብረትን ጅግንነትን…

ኩልና ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበልና ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ድሌት ህዝብታትና ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ክነንግስ ይግባእ – ዶ/ር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበሉ ኮሎም ፓርቲታት ፖለቲካን ማሕበራትን ብሓባር ብምዃን ድሌት ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራስን ከንግሱ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መስራቲ…

ሚኒስቴር ሰላም ቀፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንምዝዛም ዝሕግዞ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጀስቲስ ፎር ኦል ፒ ኤፍ - ኢትዮጵያ ብምውዳድ ቀፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ኮይኑ ንምዝዛም ዝሕግዞ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኣብ ሰለማዊን ዴሞክራሲያውን መሰላት ዘድሃቡ ስልጠናታት ንኣካላት ፀፅታን…

ፅንዓትን ጅግንነትን ዋዕሮታት ትግራይ ሓባሪ ብሩህ ጉዕዞ ህዳሴና – መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ክልል ትግራይ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች ኤይት) ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፥ ፅንዓትን ጅግንነትን ዋዕሮታት ትግራይ ሓባሪ ብሩህ ጉዕዞ…

ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘጋጥም ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል ተወሳኺ 10 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘጋጥም ኣንበጣ በረኻ ንምክልኻል ዘኽእል ተወሳኺ 10 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኬኒያን ሶማሊያን ንዘጋጥም ኣንበጣ ንምክልኻልን…