Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣሰላ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ኣብዛ ሃገር ይሳለጥ ንዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ከተማ ኣሰላን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሰልፊ ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተሓቢሩ።
ዕላማ እቲ…
ን106 ላዕለዎት መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሹመት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣስታት 106 ንዝኾኑ ላዕለዎት መኮንናት ሎሚ መዓልቲ ሹመት ሂቡ።
እቲ ሹመት ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኢዮም ሂቦምዎ።
ምክትል ኢታማዡር ሹም…
ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን
አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን።
ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፈሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ክሳተፋ ኢየን።
ምስተን ፕሬዝዳንት ድማ ላዕለዎት…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ።
ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…
ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ጣሊያን መዘነኦም ሉዊጂ ዲማዮ ተዛትዮም።
እቶም ሚኒስትራት፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘትዮም።
ብተወሳኺ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚያዊን…
ህዝቢ ሃላባ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክሰርሕ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃላባ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክጥቀመሉ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፀዊዖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ቁሊቶ ተረኺቦም ካብ ዞባ ሃላባ…
104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዳይ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝኾኑ 104 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ተመለስቲ፥ ኢሪንጋ ኣብ ዝበሃል ግዝኣት ታንዛኒያ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዝፀንሑ ምዃኖም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ…
ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰባት ኣሳፊሩ ካብ ወረዳ ገረሴ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተጉዓዘ ዝነበረ ሚኒባስ መኪና ብዘጋጠሞ ሓደጋ ምግልባጥ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ኣብ ከባቢ ኣርባምንጭ ወረዳ ቆላ ሼሌ እንትበፅሕ ዘጋጠመ ምዃኑ ኣዛዚ መምርሒ…
ሚኒስትር ምክልኻል ጣሊያን ኢትዮጵያውያን ብወታደራት ጣሊያን ኣብ ዝተጨፍጨፉሎም ከባቢታት ዑደት ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ጣሊያን ሎሬንዞ ጉኤሪኒ ብ12 ለካቲት 1929 ዓ.ም ኢትዮጵያውያን ብወታደራት ጣሊያን ኣብ ዝተጨፍጨፉሎም ከባቢታት ዑደት ከምዘካይዱ ገሊፆም።
ኣብ ልዕሊ ፈለስቲ ገዳም ደብረ ሊባኖስ ዝተፈፀመ ጭፍጨፋ ዘርኢ መፅሓፍ ብፓውሎ ቦርሶስ…
ኣመራርሓ ማልት ጨንፈር ጀርመን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ጨንፈር ጀርመን፣ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኢትዮ-ዊተን፣ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሆልዝካምፕ፣ ቤት ፅሕፈት ማልት፣ ማልት ጨንፈር ጀርመንን ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ ራያ ዓዘቦን ብምትሕብባር ኣብ ቀዳማይ…