Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳለጥ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 15 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ኪሮስ ሓጎስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ እቲ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም።
እቶም ሰልፍታት ኣብ ወረዳ ሃንሩካ፣ በያሎ፣ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣዋሽ ሱባህ ኪሎን ዝተሳለጡ ኢዮም።
እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሰልፊ፥ “ምዕባለ…
ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ጀኔራል ፋያድ ኣል ሩዋይሊ ተዛትዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ብዓውዲ ምክልኻል ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛትዮም።…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ሲግሪድ ካግ ተዛትየን።
ኣብ ዓውታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኔዘርላነድስን ኣድሂበን ከምዝተዛተያ ተገሊፁ።
ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲታ ሕርሻን…
ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ሆስፒታል ቫይረስ ኮሮና ሃንደበት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣትዩ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንኸተኣናግድ…
ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ።
ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ብዝምልከት፥ ሙሁራት ናይቲ ዓውዲ፣ ሚኒስትር ጥዕና፣ ከምኡ እውን ካልኦት ኣጋር ኣካላት ዝተሳተፉሉ…
ንዝኽሪ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና መካየዲ ስራሕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ዝኽሪ ሓወልቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብ ስነ- ስርዓት ምረቓ እቲ ሓወልቲ፥ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ጋምቤላን ከባቢኣን ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳተፉ ኣለዉ።
እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ሓደ ዓመት ዝመልኦ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ዝምልከት ፀብፃብ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣቕሪቡ።
ዓቕሙ…
መበል 11 መድረኽ ዘተ ኮሚሽነራት ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 መድረኽ ዘተ ኮሚሽነራት ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ ኣብያተ ህንፀት እዛ ሃገር ሰብኣዊ መሰልን ልዕልነት ሕጊን ዝኽበረለን ውፅኢታዊ ማእኸላት ህንፀት ክንገብረን ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል…