Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሓምዶክ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዩጵያ ኣብ ሱዳን ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ ሓምዶክ ዝተፈተነ መጥቃዕቲ ብዝምልከት ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ክልተ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኽልተ ሓለፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቦም፡፡
እቶም ተሸወምቲ ካብ 1 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ዝተሾሙሉ ሓላፍነት ከምዘገልግሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሰላምን ሉኣላውነትን እዛ ሃገር ናይ ምኽባር ተልእኹኡ ብልዑል ተኽእሎ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ብቕዓት ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘነፃፀረ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካትን ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ንምውሳድን ድሉው ከምዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ጠቅላይ ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ፣ ዋና ኣዛዚ…
ከይዲ ህንፀት ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ሑመራ፣ ኣክሱም፣ ሽረ፣ ማይጨው፣ ዓዲግራትን መቐለን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሑመራ፣ ኣክሱም፣ ሽረ፣ ማይጨው፣ ዓዲግራትን መቐለን ይሳለጥ ከመዘሎ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማለት) ኣፍሊጣ።
ህንፀት ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሸራሮ፣ ዓድዋ፣ ኮረም፣ ዓብዪ ዓዲ፣ ኣላማጣን…
ኣብቶም ዝሓለፉ ሽዱሽተ አዋርሕ ብሓደጋ ትራፊክ ሂወት 13 ሰባት ሓሊፉ – ፖሊስ ዞባ መቐለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቶም ዝሓለፉ ሽዱሽተ አዋርሕ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት 13 ሰባት ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ መቐለ ገሊፁ።
ኣተሓባባሪ ምፅራይ ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ዞባ መቐለ ምክትል ኢንስፔክተር ሓዱሽ ካሕሳይ፥ ካብቶም ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ…
ካብ 10 መጋቢት ጀሚሩ ፓስፖርት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ምሃብ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኹነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙጂብ ጀማል ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ ሕዚ ሓዱሽ ፓስፖርት…
ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ፥ 5ይ ዓመት 5ይ ዘበን ስራሕ 5ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያዱ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝረኸብናዮ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ፀጋ ኣራጌ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ንክኾኑ ሽመቶም ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ሚኒስትራት፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ሹመት ሚኒስትራት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓምሻይ ዘመን መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሚኒስትር ጥዕና፣ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ላዕለዋይ ዓቃቤ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕፁያት ሚኒስትራት ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም።
ብመሰረት እዚ፥
1 ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል
2 ዶክተር ሊያ ታደሰ- ሚኒስትር ጥዕና
3 ኣይተ ላቀ…