Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ፀገም ከይፈጥሩ ምስራሕ የድሊ – ሙሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት፥ ፖለቲካዊ ቅልውላው ከይፍጠርን ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋ ከይወድቕን ምስራሕ ከምዝግባእ ሙሁራት ገሊፆም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራት፥…
ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ኣብ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራልን ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ናብ ዝተመረፁሎም ከባብታት ትግራይ…
1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦልዶዋንን አሹሊያን ዝተብሃሉ መሳርሒታት እምኒ ምስ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎም ዘርኢ ሆሞ ኢሬክተስ ቅሪት ኣካላት ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቦም።
መጠን ናይቲ ዝተረኸበ ሽክና ርእሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡን ሆሞ…
ልዕሊ 31 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ መዓልቲታት ልዕሊ ብር 31 ሚሊየን 641 ሺሕን 620 ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
እቶም ዝተትሓዙ ኣቕሑት፥ ሓደሽቲን ኣረግቶትን ክዳውንቲን ጫማታትን፣ መነፀራት ዓይኒ፣ ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ እዋኖም…
ኣመራርሓታት ሃፍቲ ልምዓት እንስሳ ኣርባዕተ ክልላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ሃፍቲ ልምዓት እንስሳ ኣርባዕተ ክልላት ምስ ብሄራዊ ኢኒስቲቲዩት ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ተዛትዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ደቡብን ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ኣብ ምክልኻል መሰረት ዝገበረ ዝርገሐ፣ ኣወሃህባን…
ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ይዛተዩ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ የሳለጡ ኣለው።
እቶም ወከልቲ ህዝቢ፥ ናብ ዝወከሎም ህዝቢ ወሪዶም ኣብ ዝተመረፁሉ ከባቢ ምስ ህዝቢ ክዝትዩ ድሕሪ ምፅናሕ…
3ይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ ታሽዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ሳልሳይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ብዕሊ ተጀሚሩ።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥…
5ይ ጉባኤ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓምሻይ ጉባኤን ምርኢትን ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ፥ ልዕሊ 100 ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣቪዬሽን እናተሳተፉ ይርከቡ።
ብመሰረት እዚ መራሕቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ፣ ሰብ ስልጣናት…
ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ይሕግዝ – ሙሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምዝሕግዝ ሙሁራት ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ ኣፋን ኦሮሞ፣ ትግርኛ፣ ሶማልኛን ዓፋርኛን ቋንቋ ስራሕ ፌዴራል ንኽኾኑ ወሲኑ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን።
ብመሰረት እዚ፦
1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ
2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ
3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ
4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ…