Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ግብረ ራዕዲን ዘይሕጋዊ ዝውውር ኣፅዋር ኲናትን ብምክልኻል ሃገራዊ ህልውና ንምርግጋፅ ልዑል እጃም ምብርካቱ ተገሊፁ።
ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 724 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
እኒ ኣይተ ጃዋር ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 8 ተጠርጠርቲ ን22 ነሓሰ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ናይ ሸሞንተ ተጠርጠርቲ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ርመራ ዓቃቢ ሕጊ ንምስማዕ ቆፂሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ካብ 4ይ ክሳብ 9ይ ዘለዉ ተጠርጠርቲ ውፅኢት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ካብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ስለዘየ መፅአ…
ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 52 ነጥቢ1 ሚሊየን ንምዕባይ ከምዝሰርሕ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…
ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ካብ ወረቐት ናፃ ዝኾነ ብድጂታል መልክዑ ትምህርቲ ንመሃብ ከምዝተለመ ኣፍሊጡ።
ኣብ በቢብርኩ ዝርከቡ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፤ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ዓውዲ ትምህርቲ…
ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዚ ምንካይ ግልጋሎት ጥሙር ኢንተርኔትን ድምፂን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍረህይወት ታምሩ፥ ስትራቴጂካዊ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ቀንዲ ትኹረት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ምን…
ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ እንትቕተል ሓቢራቶ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ላምሮት ከማል ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ።
መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ደረጃ ኣራዳ…
ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ እንሳሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 3 ሰገናት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ እንሳሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 3 ሰገናት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ሓላፊ ዋና ክፍሊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያን መምርሒ ፖሊስ ዞባ ሰሜን ሽዋ ኮማንደር ተስፋዬ ግዛቸው፥ ኣብቲ ወረዳ ጣቢያ ላም ገኖን ከባቢኡን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ሱዳን ፃንሒቶም ዕዉት ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ኣሳሊጦም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፉዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝገበሩዎ ዑደት ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ዕዉት ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ምስላጦም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ናይ…
ፖሊስ ፌዴራል ደምቢ ክዳኑ ክቕይር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ናይ ደምቢ ክዳኑ ክቕይር ምዃኑ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንዳሻው ጣሰው ገለፁ።
ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2012ን ኣንፈት ትኹረት በጀት ዓመተ 2013ን ኣድሂቡ ንኽልተ መዓልቲ ዘካዶ ግምገማ…