Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ የተለያዩ ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝተረኸበ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
እቲ ተጠርጣሪ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ ሽዱሽተ ብልምዲ ጨው በረንዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብሓበሬታ…
90 ኢትዮጵያውያን ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዳይ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝኾኑ 96 ኢትዮጵውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ተመለስቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝርከቡ እስር ቤታት ዝፀንሑ ምዃኖም ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣፍሊጡ።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር ምንቅስቓስ ከበድቲ ተሸከርከረቲ ምምሕያሽ ሰዓት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበር ምንቅስቓስ ከበድቲ ተሸከርከረቲ ምምሕያሽ ሰዓት ተገይሩ።
ብመሰረት እዚ ካብ ንጉሆ ሰዓት ሰለስተ ጀሚሩ ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 10ን ፈረቓን ክንቀሳቐሳ ከምዝኽእላ ተገሊፁ።
ካብዚ ብተወሳኺ ድማ ምሸት ካብ ሰዓት 12…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 2 ሺሕን 332 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 2 ሺሕን 332 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ከምዝወሰነ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ፥ እቲ ውሳነ መበል 45 ዓመት ፅምብል በዓል…
ቦርድ መረፃ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ይዛተ ኣሎ።
እቲ ቦርድ፥ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ከይዲ መረፃ ዘለዎም ተሳትፎን ኣብ ጉዳይ ሓዱሽ ሕጊ መረፃን ኣድሂቡ ኢዩ እናተዛተየ ዝርከብ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ መሬትን ውሕስና መግቢን ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ“ፎረም ፎር ሶሰሻል ስተዲስ” ዝተብሃለ ትካል ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ መሬትን ውሕስና መግቢን ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ ትግራይ ዘለው ፀገም ምሕደራ መሬትን ውሕስና መግቢን ብዝምልከት ዘተ ተገይሩሉ።
መምህር ክፍሊ…
ኣብ ኣሰላ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ኣብዛ ሃገር ይሳለጥ ንዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ከተማ ኣሰላን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሰልፊ ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተሓቢሩ።
ዕላማ እቲ…
ን106 ላዕለዎት መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሹመት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣስታት 106 ንዝኾኑ ላዕለዎት መኮንናት ሎሚ መዓልቲ ሹመት ሂቡ።
እቲ ሹመት ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኢዮም ሂቦምዎ።
ምክትል ኢታማዡር ሹም…
ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን
አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን።
ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፈሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ክሳተፋ ኢየን።
ምስተን ፕሬዝዳንት ድማ ላዕለዎት…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ።
ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…