Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትርራት ጥዕና ኣፍሪካ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና /ኮቪድ-19/ ተሓጋጊዝካ ምክልኻልን ምላሽ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ።
እቲ ዘተ ብዛዓባ ኮቢድ ዝምለከቱ ሓደሽቲ መረዳእታታት ንምልውዋጥን እቲ ለበዳ…
ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ቡራዩን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ክትትል ብምግባር ስጉምቲ ከምዝውሰድ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ተኸታቲሉ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ሓላፊ ፀፅታ እታ ከተማ…
ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብዛ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ ለውጢ ንድገፍ ኢና! ኣብ ጎድኒ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢና!” ዝብሉን ካልኦትን…
ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብ ስታዲየም እታ ከተማ ኣብ ዝተሳለጠ ሰለማዊ ሰልፊ፥ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳቲፎም።
እቶም ሰልፈኛታት ኣመራርሓ እቲ ለውጢ ንዝኾኑ ዶክተር…
ኣብ ትግራይ ልምዑነት ሓመድ ብ53 ሚኢታዊ ወሲኹ-መፅናዕቲ ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ንዓመታት ዝዘለቐ ዝተዋደደ ዕቀባ ሓመድን ማይን ብምስርሑ ልምዑነት ሓመድ እቲ ክልል ብ53 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ምሁራን ዩንቨርስቲ መቐለ ኣፍሊጦም።
እቶም ምሁራን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ዝተሰርሐ ዕቀባ ሓመድን ማይን…
ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል 6 ማእኸላት ተጣይሸን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል ዝኽግዙ ሽዱሽተ ማእኸላት ምጥያሸን በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣጠቓቕማ ኣፋውስ ተተሓሒዞም ዝፍጠሩ ፀገማት ንምፍታሕ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ዳይሬክተር…
ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ቀፃሊ ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ መፅናዕቲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ብምትሕብባር ከምዘካየዱዎ ተገሊፁ።
ውፅኢት ናይቲ መፅናዕቲ ኣብ…
ብዶ/ር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ትግራይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እቲ ክልል መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣብ ዝነበረ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ብዙሓታ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም።
እቲ ሰልፊ ንቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ምሻሞም ተገሊፁ።
ኣይተ ኣሸብር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ነበር ኢንስቲቲዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኣርባ ምንጭ ብሜካኒካል ምህንድስና ናይ መጀመርታ ዲግሪ ዝተቐበሉ እንትኾኑ፥ ካብ ዩኒቨርሲቲ…