Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ን17 መዓልቲ ኣብ መላእ ትግራይ እትዘውር ሸግ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተወሊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ን17 መዓልቲ ኣብ መላእ ትግራይ እትዘውርን ካብ ደደቢት ናብ ሰርዶ ዓፋር ናይ እግሪ ጉዕዞ ትገብርን ሸግ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተወሊዓ።
እታ ሽግ ደደቢት፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ መበል 45 ዓመት ምጅማር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ብተወሳኺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ብሞት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
አዲስ አበባ ፣ ጥር 26፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዳንኤል አራፕ ሞይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ንኬኒያውያን ፅንዓት ተመኒዮም።…
መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…
መድረኽ ዘተ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣብ ኦስትሪያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኦስትሪያ ቬና ግደ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ንሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት፥ ኣባል ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብዕሙቆት…
ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ተዘዋዊሮም ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ከምዝተዘዋወሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ።
ኣብ ኢትየዮጵያ ለውጢ ምስተኻየደ ንህዝቢ ዝረብሑ ብዙሓት ናይ ሪፎርም ስራሕቲ ዋላ ይሰርሑ እምበር ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ግን ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታት ዝህውኹ…
ህዝቢ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተኣሳሲሩ ስግኣት ክሓድሮ ኣይግባእን – ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ምስ ቫይረስ ኮሮና ተኣሳሲሩ ስግኣት ክሓድሮ ከምዘይግባእ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አፍሊጡ።
አብ ኣክሱም ካብ ቻይና ንዝመፀ ብጥርጣረ ስክሪን ንክግበር ምጅማሩ እቲ ሓደጋ ንምንካይ ተሓሲቡ ዝግበር ዘሎ እምበር ንህዝቢ ስግኣት ዘሕድር ኩነታት…
ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌን ኣብ ካልኦት 27 ኬላታት መእተዊን መውፅኢን ዶባት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ምግባሩ ሚኒስቴር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ።…