Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃኢ ሃገራ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽካየድ ኣብ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ማእኸል ምዕባለ ሰብኣዊ መሰልን ዲሞክራሲን (CARD)ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸብቲ ሓፋሽ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብ ስሩዕ ኣኼብኡ ድማ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝቐረቡሉ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ ኣሎ።…

ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ፥ ብኤፍ ኤስ ኣር መኪና ተፃዒኑ እንትዘዋወር ከምዝተትሓዘ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኮማንደር ዳንኤል ኣረጋ ተዛሪቦም። እቲ…

መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ – ጀርመን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽልተ መዓልቲታት እናተካየደ ዝፀንሐ ሓበራ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን ተዛዚሙ። ክሊቲኦም ወገናት ኣብ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ.ም ብመሰረት ኣብ በርሊን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ሓበራ ኮሚሽንን ድሌት…

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ካልኦት ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ኣኼቡኡ ዛዚሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ፕላን ከተማን ዝነበረ ፀገም…

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ

መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)250 ሜጋ ዋት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ዘለዎ ግድብ ገናሌ ዳዋ III፥ 26 ጥሪ 2012 ዓ.ም ከምዝምረቕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መፈልፈሊ ሓይሊ…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ኢዩ ነቲ ሽመት ዘፅደቖ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረዝጊሔር…

ጉዳይ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉዳይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፣ ጀነራል…

ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ፥ ምስ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ፕዚዳንት፣ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…

መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ካብ ንጉሆ ስዓት 12…