Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ስርዓት ጥዕና ምድጋፍን ሆስፒታል ደጃዝማች ባልቻ  ንምዝማን ዘኽእልን ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባን ሚኒስትር ጥዕና ሩሲያ ሚክሄል ሙራሽኮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ከልቲኦም…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ብሚኒስትር ኢኮኖሚ ሩሲያ ማክሲም ራሽቲኒኮቭ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኮሚሽነር ዘለቀ፥ ውልቀ ዓውዲ ክብ ንምባልን ምቹእ ከባቢ ኢንቨስትመንት ንምፍጣርን ዝትግበሩ ዘለዉ…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገረን ተመሊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለቲና ማትቬንኮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገረን ተመሊሰን። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነተን ኣፈ ጉባኤ ሰኒየሙወን።…

ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሱ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለንቲና ማትቪንኮ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ታሪካዊ፡ ፖለቲካዊ፣…

ኣብ ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንህፃናት ካብ 14 ለካቲት ጀሚሩ  ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንኹሎም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማኒኤል ሃይለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብ”ሬጉላተሪ”…

ሩሲያ ካብ ካልኦት ሃገራት እትዕድጎ ፍሪያት ዕንበባ ካብ ኢትዮጵያ ንምዕዳግ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣነዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ልምዓት ኢኮኖሚን ንግዲን ማክሲም ሬሸትኒኮቭ ዘቲዮም። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና…

እንግሊዝ ንምዕባለ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጀመረ ካፒታል ዕዳጋ ክብ ንምባ|ል እንግሊዝ ደገፍ ከምእትገብር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣንጄላ ሬይነር ገሊፀን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ መትሕብባር ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ቆላሕታ…

ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብረታ ብረት…

ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ራይነር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን:: እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኸንን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዑደት፤ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ፣ ክፍሊ ፅገና…

ስፑትኒክ ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ዜና ሬድዮን ብሮድካስቲን ሩሲያ ስፑትኒክ ኢንተርናሽናል ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ዕላዊ ገይሩ። ናይ ኣዲስ ኣበባ "ስፑትኒክ ኣፍሪካ" ብሄራዊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘኽብር ኤዲቶሪያል ፖሊሲን…