Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ክልተኣዊ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝወስደኦ ፅቡቕ ተሞክሮ ብዝምልከት ምዝታዮም ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ…
ኢትዮጵያ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ንምጅማር ኣብ ዘኽእላ ብርኪ ቴክኖሎጂ ከምትርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ንምጅማር ኣብ ዘኽእላ ብርኪ ቴክኖሎጂ ከምዝበፅሐት ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንዛክሽን ኤሌክትሪክ ብምትኳር ምስ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሓይሊ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብዝተገበረሎም 1 ሺሕን 382 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 17 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
በቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ዝተረጋገፀ ኩሎም ሰባት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ንዝርከቡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብኢኖቬሽን ዶት ኮቪድ-19 ዶት ኢቲ (innovation.covid19.et) ኣቢሎም ዝበረታትዑ ሓሳባት ምህዞ…
ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣወሃህባ ግልጋሎት መናሃሪያታት ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መናሃሪያታት ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎትን ኮቪድ-19 ንምክልኻል ይስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን ዑደት ኣካይደን።
እተን ሚኒስትር፥ ኣብ መናሃርያታት ኣስኮ፣ መርካቶን ኣየር ጤናን ተረኺበን ኣወሃህባ ግልጋሎት…
ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ልምዓት መስኖ ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ካዛን ዳግመ ህንፀትን ፅገናን ተንዳሆ ፒ.ሲ.16ን ብብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ንምህናፅ ዘኽእል ምስ ሰለስተ ተቛረፅቲ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ኮሚሽን ዝተፈራረሞ ስምምዕነት፥ ምስ ኮርፖሬሽን…
ዶክተር ሊያ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ኤካ ኮተቤ ዑደት ኣካዪደን።
ብተላባዲ ሕማም ኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ኣብ ዝርከብሉ ማእኸል ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ኣወሃህባ ግልጋሎት ብዝበለፀ…
መበል 79 ዓመት በዓል ዓወት ሃርበኛታት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 79 ዓመት በዓል ዓወት ሃርበኛታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ምምሕዳር እታ ከተማን ተወከልቲ ሃርበኛታት ኣቦታትን ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ከባቢ ኣራት ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓውልቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 4 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 47 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ምርመራ ካብ ዝተገበረሎም እቶም ሓሙሽተ ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ድማ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝተገለፁ ሰለስተ ዓንቀፃት ትርጉም ሕገ መንግስቲ ንክወሃብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ።
እቲ…