Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፈትሒ ንኣፍሪካውያንን ወሎዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዋና ፀሓፊ…
ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ – ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ፒተር ሳንድስ ገሊፆም።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ በቶም ዋና ዳይሬክተር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓውዲ ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ናብ ኢትዮጵያ…
ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ ማዳ ቢዮ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ፋኦ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንፋኦ) ኩ ዶንግዩን ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ዳይሬክተር ጄነራል ኩ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣርባዕተ ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ዘኽእሎ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ስምምዕነት ምስ ፋውንዴሽን ካሊፍ ቢን ዛይድ ኣል-ናሃያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ማህሙድ ኣባስ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
መበል…
ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…
ፕሬዚዳንት ቻድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ መሃመድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…