Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይቲ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ አሞር ሞትሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙለን። እቲ ጉባኤ ቀፃሊ…

መተግበሪ ፋይዳ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ ማንነት ኣገልግሎት ፋይዳ ጠቕሊሉ ዝሓዘ መተግበሪ ፋይዳ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መተግበሪ ብሞያተኛታት እቲ ትካል ክምዕብል ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ብኣንድሮይድን ኣይ ኦ ኤስን ኦፕሬቲንግ ሲስተማት ሎሚ ንዜጋታት ዕላዊ…

ኣብ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታት ንክዕወቱ ኣባላት ኣወዳድባ በልፅግና ትካላት ፌዴራል ግድኡ ዝለዓለ ኢዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ውሳነታት ንክዕወቱ ኣባላት ኣወዳድባ ብልፅግና ትካላት ፌዴራል ግድኡ ዝለዓለ ኢዩ ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ኣወዳድባ ብልፅግና ትካላት ፌዴራልን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣንፈታትን…

ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኡለማታት፣ ኢማማትን ዱኣትን የካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ  ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን…

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመረፀት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኢዩ ኢትዮጵያ ኣባል…

መመሓየሺ ፖሊሲ ጥዕና ብምግባር ሕማማት ኣቐዲምካ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ምዕባይ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካተቲ ማእኸል ዝገበረ መመሓየሺ ፖሊሲ ጥዕና ብምግባር ሕማማት ኣቐዲምካ ናይ ምክልኻልን ሓኪምካ ናይ ምድሓንን ዓቕሚ ምዕባይ ከምዝተኽኣለ ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕናን ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም፡፡ ዶ/ር ደረጄ ካልኣይ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሞሮኮን ቱኒዚያን መዘናኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ሞሓመድ ዓሊ ናፍቲ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝገበሩዎ…

ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅዋር ኣፍሪካዊ ሓድነት ምጥንኻር ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)እናጋጠሙ ዝርከቡ ኩለመዳይ ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅር ኣፍሪካዊ ሓድነት ብምጥንኻር ክንቅፅል ኣለና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴቲስ (ዶ/ር) ገሊፆም። አብ በመበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዝገበሩ…