Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንትሳተፍ ዝፀንሐ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነ ስርዓት መደረ ዝገበሩ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ…

ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ሆስፒታል በቆጂ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተወገደ ተገሊፁ፡፡ ጓል 45 ዓመት ኣዶ እቲ ፅኪ ንሓሙሽተ ዓመታት ምስአን ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ፅኪ ብዕዉት ሕክምናዊ መጥባሕቲ…

ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ምምሕዳር ከተማ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕ ፓርቲን መንግስቲን በጀት…

ውድብ ጥዕና ዓለም ግልጋሎት መጥባሕቲ ንዝጀመራ 13 ትካላት ጥዕና ትግራይ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ ሸሞንተ ሚልየን ብር ዝዋግኦም ናውቲታት ሕክምና ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ምሉእ ኣድለይቲ ናውቶም ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ሎሚ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ቢሮ  ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ርኽክብ…

“መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ "ፀጋታት ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያ ምስ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ከምዝተወገደ ተሓቢሩ። እተን ተሓካሚት ነባሪት ወረዳ ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 63 ዓመት ወይዘሮ ካሱ ረዳኢ ኢየን።…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘቲየን። ዋና ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌ/ጀ ሹማ አብደታ፥ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምንም ዓይነት ኣፈላላይ እንተሃለወ እውን ኣብ…

እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሓለዋን ኣታታይነትን፣ ኣብ መሰል ደቂ ኣነስትዮን ማዕርነት ፆታን ከምኡ እውን ግርዛት…