Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንቨስትመን ባንኪ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣገልግሎት ኢንቨስትመን ባንኪ ምጅማሩ ኣፍሊጡ፡፡
ኣክሲዮን ማሕበር ሲቢኢ ካፒታልን ማሕበር ኣክሲዮ ካፒታል ኢንቨስትመንት ባንኪ ወጋገንን ድማ ፈላሞት ኢንቨስትመንት ባንኪ ንኽጅምሩ ፍቓድ ምርካቦም…
ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ኢትዮጵያ እቲ ትካል ከምዝድግፋ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ኮሚቴ ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ኒኮዚ ኣዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡
ኣብ ዘተኡ ድማ ኣብ ከይዲ ድርድር ንግዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ልዑል ፅዓት ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ዘሎ ኣኼባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፅዓት ብሪክስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳተፈት ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ ኣኼባ በዓል ሙሉእ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ÷ ኣብቲ መድረኽ ብሪክስ ዘሎ…
ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት የብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት ከምዘይብላ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ድልየት ኢትዮጵያ ንዘራረብ ፣ መሪሕ ሂብካ ምቕባል ፣ ሕዝብታት ብዝርብሕሉ መርሕ ንዛተ ብዝብል እዩ ክብሉ ገሊፆም፡፡…
ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተለዓሉ ሕቶታት…
ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ ኣገልግሎት ንክረክብ ዘኽኣለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ጠሚቶም ኣብ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም፥ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ…
ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ኮይና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን…
በቢ ከባቢኡ ዝቐርቡ ሕቶታት ልምዓት ምምላስ እንኽእል ኣታዊና ብእኹል ኩነታት ክብ ምባል እንትንክኣል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጠመተ ብምሃብ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ኣወሃብ ኣገልግሎት…
ዓቕሚ ምፍራይ ኢንዱስትሪታት 61 ሚኢተታዊ በፂሑ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎም መብርሂታት፥ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተጣይሹ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለዉ መሓንቓት…
ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ብድሆታት ብምስጋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 8.1 ዕብየት ኢኮኖሚ ኣመዝጊባ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ምድላዉ ኣዘኻኺሮም።
እቲ ትልሚ…