Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ሕቶታት እናቕረቡ ይርከቡ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ንዓውዲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ከምዝገብር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ዕቀባ ማይን ሓመድን ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንዝውገኑ ስራሕቲ ሕርሻ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ፅቡቕ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ዳይሬክተር…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትሃድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትሃድን ብሓባር ንምስራሕ ዝኽእሎም ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከቲሞም።
እቲ ስምምነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ላዕለዎት ኣመራርሓ መገዲ ኣየር ኢትሃድን…
ኣኬባ ጉጅለ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ጀኔቫ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምሻይ ኣኼባ ኣባላት ጉጅለ ስራሕ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
መራሒ ጉጅለ ዋና ተደራዳሪ ኢትዮጵያን ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም…
ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…
ጅቡቲ መስርሒ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ዝኸውን ቦታ ኣረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጅቡቲ ኣብታ ሃገር ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ምስርሒ ዝኸውን ኣርባዕተ ሄክታር መሬት ብህያብ ኣበርኪቱ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ፥ እቲ ህያብ መሬት ፅቡቕ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘርኢ ከምዝኾነ…
ሰብ ሞያን ውሱን ሞያተኛታትን ናብ ስዑድ ዓረብ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንምክታም ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታትን ውሱን ሙያተኛታትን ኢትዮጵያውያን ናብ ስዑድ ዓረብ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንክኽተም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡
ኣምባሳደር ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ…
ኢትዮጵያን ዙምባቡዌን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብን ልምዓት ኢኮኖሚን ዙምባብዌ ምቱሊ ኢንኩቢ ተዛትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉዎም ቀንዲ ስራሕቲ ሪፎርም ፖሊሲ ኢኮኖሚ ትኹረት ገይሮም፡፡
ምቱሊ…
ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡባዊ ሶማሊያ ክልል ጌዶ ከተማ ባርዴሬ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ…
ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…