Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ፡፡
እቲ ጉባኤ 2 ሺሕን 100 ተሳተፍቲ ኣብ ዝተዓደሙሉ ብድምቀት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡
ኣብቲ…
ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም።
ፓርቲ ብልፅግና መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማኘሊ…
ኣሕዋት ፓርቲታት ጎረባብቲ ሀገራትን ኣባል ሃገራት ብሪክስን ምስ ፓርቲ ብልፅግና ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሕዋት ፓርቲታት ጎረባብቲ ሀገራትን ኣባል ሃገራት ብሪክስን ምስ ፓርቲ ብልፅግና ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት ገሊፆም።
“ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ 23 ክሳብ 25 ግራ 2017 ዓ.ም ዝካየድ ካነ ስሩዕ…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ካልኣይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ
"ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ዓንዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢያ"
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ ጅቡቲ ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ
"መንፈስ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ቃልሲ ፀረ ባዕዳዊ ኣገዛዝኣን ስርዓት ኣፓርታይድን ንክቀፃፀል ገይሩ ኢዩ”
ዋና ፀሓፊ ርክብ ወፃኢ ፓርቲ ዛኑ ፒኤፍ ዚምባቡዌ ሲምበርሼ…
ሕርሻ ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ቴክኖሎጂን ሜካናይዜሽን ምትእትታውን ምጥቃምን ኣገዳሲ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ምልላይ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ምልላይ ሃገር ለኸ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣፈፃፅማኡ ዕውት ንምግባርን መዋቕራዊ ለወጢ ንምምፃእ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) "ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናይ እንቋዕ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ምሕላፎም ስዒቡ…
ኣብ ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ፣ 84 ትካላት ጥዕናን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ከምዝስራሕ ተገሊፁ።
ኣብ ምጅማር ብባንኪ ዓለም ዝፀደቑ ፕሮጀክታት ሕውየት ዝጠመተ…
ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል…
እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…
ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡
‘ካብ ቃል…