Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከይዲ ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ኣደሚሙኒ-ዌላርስ ጋሳማጌራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘደምም ከይዲ ለውጢ ከምእትርከብ ምዕዛቦም ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት (ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌላርስ ጋሳማጌራ ገሊፆም።
ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዌላርስ ጋሳማጌራ፥ ኣብ…
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈር ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን…
ባይቶ ውክልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣፅዲቑ።
እቲ ኣዋጅ፥ትምህርቲ ብማዕርነትን ፍትሓዊነትን ኣብ መልላእ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ርኡይ ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ።
ፅርየትን ረብሓን መምህራን ዘሐሉ፣…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያና መሪሕ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም…
ኣይተ ብርሃኑ ኣዴሎ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ብርሃኑ ኣዴሎ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) ብምዃን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሸይሞም።
እቶም ተሸዋሚ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ምፍፃመኖም ኣብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብራ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
እተን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣብ ዑደተን፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ መርኣዪ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ መሃመድ ሳዲኪ (ፕ/ር) ዘቲዮም።
መሃመድ ሳዲኪ(ፕ/ር) ኣብ መበል…
ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት ሩዋንዳ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት(ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌለርስ ጋሳማጌራ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም።
ጋሳማጌራ ኣብ 1987 ዓ.ም.ፈ ዝተጣየሸ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ባይቶ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን የዳምፅ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ኣብ ቀፃሊ እውን ሹመት ሕፁይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ…
ተሳተፍቲ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዝካየድ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ናይ ነበርታ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ዘማዕብሉ ዝርገሐ መሰረተ…