Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ብፍርቂ ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ናብራ ይትግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልል ኣብ 2017 ዓ.ም ብፍርቂ ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ምምሕያሽ ናብራ ይትግበር ከምዘሎ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብተሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ 513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ።
ብኤሌክትሮ መካኒካልን ኤሌክትሪካል ስራሕቲን ተቛረፅቲ ከምኡውን ብኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ ናይ ምምኻር ኣገልግሎት መረጋገፂ ብቕዓት…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እቶት ዓውዲ መዓድን ከምዘዕበዮ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንዓውዲ መዓድን ፍሉይ ትኹረት ብመሃቡ እቶት እቲ ዓውዲ ከምዘዕበዮ በዓል መዚ ልምዓት መዓድን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነመራ ገበየሁ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ አብቲ ዓውዲ…
ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀት ትራንስሚሽንን ዲስትሪቢዩሽንን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ እናተወገነ ዝርከብ ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀት መዓበዪ ዓቕሚ ትራንስሚሽንን ዲስትሪቢዩሽንን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢኣን ኣብ ውሽጢ…
ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ብዙሓት በዓል ብዙሕ መድረኻት ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኖንሴባ ሎሲን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…
ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ እቲ ሕብረት ክሳብ…
17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ተወዚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ምውዝዖም ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ዓብዱልቃድር ገልገሎ፥ መመሓየሺ ማክክሮ ኢኮኖሚን ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዓቕሚ ኣፍሪይቲ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡
እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼባኡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመጠናኸሪ ዓውዲ ፋይናንስ ዝውዕል ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ…
ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅ ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅን ስግኣታት ሳይበር ምክልኻልን ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ኣብ ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያን እንፋተን ጠመተ ዝገበረ ኤግዚብሽንን…
ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ፡፡
ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ዝካየድ ኣኼባ ኣብ ካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ሕብረት ዘላቒ ፋይናንስን መመሓየሺውዳበ ስራሕ ከምኡ…