Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕ 300 ሊትር ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕን 360 ሊትሮ ቤንዚን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ተግባር ገበን ዝተፈፀመ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ ሰንጋ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እንትኸውን÷ ገበን ፈፀምቲ…

ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ንምጅማር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ኣገልግሎት ሕክምና ዶ/ር ኢሉባቦር ቡኖ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ እቲ ኣገልግሎት ንምጅማር ምድላው…

ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ እቲ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ሕቶ መሬት ኤምባሲታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም በዚ ድማ፣- ቡን ብፅሬትን ብስፍሓትን ምፍራይ፤ ብፍላይ ስፔሻሊቲ ቡን ‘ጥሪኝ‘ ምስፍሕፋሕ፣ ፍሉያት ዝራእቲ ኦርጋኒክ ቆፅሊ ሻሂ ብፍሉይ ብራንድ ኣብ ጂማ ምቅንብባር፣…

እዚ ኮር ምብራቕ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ኮር ምብራቕ ኣብዚ ሰሙን ብዝገበሮ ወፍሪ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ምዉታተ ብምግባር ዕጥቂታትን ናውቲ ሎጂስቲክን ክማርኽ ከምዝኸኣለ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻ ሃገር…

ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ዱባይ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል (ስዋት) ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተሰናደአ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ንኢትዮጵያ ብምውካል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ኣብ ዝካየድ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ…

ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም። እቶም ዕጡቓት ኣብቲ ክልል ዞባታት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ብሄረሰብ ዋግ ህምራን ብሄረሰብ ኦሮሞን ዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት…

ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። ካብ መንጎ እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ስራሕቲ ልምዓት፥ መገዲ፣ ልምዓት ቆፅሊ ቅመም ሻሂ፣ ጣብያታት ፈልሲ…