Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተፋሰሳት ንምሕላው ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፋሰሶች ንክሌማዊ ለውጢ ተቓላዕቲ ብምዃኖም ንምሕላውን ንምክንኻንን ዝተዋደደ ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገንዚቡ፡፡
ኣብ ሓሙሽተ ተፋሰሳት ዝትግበር “ብራይት” ዝተብሃለ ፕሮጀክት ምሕደራ ዝተዋደደ ተፋሰስ መርሃ ግብሪ ምጅማር…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፍርያት ፎረም ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ካልኦት ኣመራርሓን ዝተሳተፉሉ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ሃገር ቦቆል ፎረም ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እቲ ፎረም ብኣተሓባበሪነት ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ…
ኣብ ጎቦታት ሰሜን ቁፅሪ ዋልያታት ንምዕባይ ዝዓለመ ትልሚ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዝርከቡ ዋልያታት (ኣይቤክስ) ቁፅሮም ናብ 600 ንምዕባይ ዘኽእል ስትራቴጅክ ትልሚ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ኣብቲ ስትራቴጂክ ትልሚ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፤ ዋና ዳይሬክተር በዓል…
እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡
እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡
ኣቲ ዘተ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሜጀር ጄኔራል ዳሂሩ ሳኑሲ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሩ፡፡
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ኣስቴር ዳዊት፥ ድሕንነት ሳይበር ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እቲ…
ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡
ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቤንጃሚን ቦል ሜልን ካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ሒዞምዎ ዝመፅኡ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ንመንግስቲ ዋላ ሓንቲ ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን!
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ኣብዚ በጀት ዓመት ይኹን ቅድሚኡ ንመንግስቲ ዝኾነ ይኹን ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን ክብል ገሊፁ፡፡
እቲ ባንኪ ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ካብ ባንኪታት ንግዲ ውሽጢ ሃገር (ብወገን ብሄራዊ ባንኪ ንመሸጣ ካብ…
ኣብ ዞባታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ኩባንያታት ቻይና ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩባንያታት ቻይና ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ናፃ ንግዲ ቀጣና ዘለዎም ተሳትፎ ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ኣብ ጅማ ፍሉይ ዞባ…
ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ናይ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ምድጋፍን ስራሕ ይስራሕ አሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ናይ ምድጋፍን ስራሕ እናተኻየደ ይርከብ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኦ÷…