Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብተሓዳሲ ሓይሊ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ነዳዲ ምንካይ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተሓዳሲ ሓይሊ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ነዳዲ ምንካይ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ኤሌክትሪክን ተሓዳሲ ሓይሊን…
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣንፈትን ተስፋን ሃረር
ኣብ ከተማ ሃረር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደርን እቲ ከባቢ ንናብራን ንቱሪዝምን ምቹው ናይ ምግባር ምንቅስቓስን ተዓዚበ። ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ስራሕ ዓሚቕ ዓቕሚ ምፍላጥ፤ ከባቢያዊ ፀጋታት ንምዕባለ ምጥቃም፤ ማሕበረሰብ…
ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
ካልኦት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ካብ ማይናማር ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናወገነ ከምዝርከብ እውን…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ…
ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ (ዩኤንኣርኤስኤፍ) ብምዃን ተሾይሞም፡፡
ኢትዮጵያ ሃገራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መገዲ ብምሕንጣፅን ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ኣብ ውሽጢ…
ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም ኢመስበርገር ገሊፀን፡፡
መቐመጢአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣዉሮፓ ሓበራዊ መግለፂ ሂበን፡፡
ኣምባሳደር ሕብረት…
ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር ) ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋፀመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡
ኣብ…
ግሩፕ ኢነርጂ ቻይና ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘኽእሎ ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ዓለም ለኸ ኢነርጂ ቻይና ቺያዎ ሽዩቢን ተዛቲዮም፡፡
ናይ ክልቲኦም ወገናት ዘተ፤ እቲ ትካል ክወፈረሎም ኣብ ዝኽእለሎም መመሓየሺ መመሓላፊ መስመራት ሓይሊን ካብ ዋና መስመር…
እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡
“ዓወታት ልምዓት ንምድጋፍ ኣተሓሳስባ እቶት ዉሽጢ ዓዲ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ…