Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስራሕቲ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ክልል ኦሮሚያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላላያ ክልላት 2ይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ብምህናፅ ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻርን ሓበራዊነት ንምርግጋፅን እተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ እቲ ቢሮ ቶላ በሪሶ (ዶ/ር)…
ዝኽሪ ሓወልቲ ተጎዳእቲ ሓደጋ ቁፅሪ በረራ ቁጥር ET-302 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ 6ይ ዓመት ዝኽሪ ሓወልቲ ተጎዳእቲ ሓደጋ ቁፅሪ በረራ ቁጥር ET-302 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተኻይዱ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁፅሪ በረራ ET-302÷ 1 መጋቢት 2011 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ንምብራር…
ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝቃወምን ንሰላማዊ ኣማራፂ ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊን ኮንፈረንስ ሰላምን ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ነበርቲ እቲ ከባቢን ከምዝተሳተፉ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡…
ናይ ሐዚ ትውልዲ ብኽእለትና ጥራሕ ንኢትዮጵያ ምህናፅ ንኽእል ኢና-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ሐዚ ትውልዲ መስዋእትነት ህይወት ምኽፋል እንተይኣድለየ ብኽእለትና ጥራሕ ንኢትዮጵያ ምህናፅ ንኽእል ኢና ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚል ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ብትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ “ክእለት ንኢትዮጵያ” ዓውደ…
ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታቱ ንኸቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡
ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…
ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ተሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን፡፡
ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማታት ስግግር ተረባሕነትን መርሃ ግብሪ ምጅማርን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ…
ኣብ ወርሒ መጋቢት ስራሕቲ ወፍሪ ልገሳ ደም ከምዝውገን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጋቢት ወርሂ ልገሳ ደም ብምግባር ስራሕቲ ጎስጓስ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ካብ ወለንታውያን ደምን ህብረ-ህዋስን ብምትእኽኻብን ድሕንነቱ ብምርግጋፅ ንተጠቀምቲ እናመሓላለፈ ከምዝኾነ…
ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ከጠናኽር ይግባእ-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘቲዮም።
ኣብቲ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሳለጠ ህንፀት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሰርሐ ህንፀት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 2 ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ 1 ሺሕ ካ.ሜ መሬት ክልተ ውልቀ ሰባት…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስረታ ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ኣብሲሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብቲ እዋን÷ ካብ 2002 ዓ.ም ጀምሮ ማሕበር ኣክሲዮን ንኽጣየሽ ፃዕሪ…