Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሆስፒታል ዓድዋ  ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆስፒታል ዓድዋ ካብ ኣባላት ዓለም ከኸ ምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ ዝተለኣኸ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ዝወደአ ናውቲ ሕክምና ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ኣካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ክንፈ ገብረእግዚኣብሄር፥ ብተወለድትን ፈተውትን ዓድዋ ዝተጣየሸ ማሕበር…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ብድምቀት ኣኽቢሮም። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣልኣይን፣ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግን ኣብ ካልኦት ሃገራት…

ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሩይ ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ድሕሪ ምፅናሕ ህይወቱ ምሕላፉ ስድራ ኣርቲስቲስት እንቂስላሴ ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ 30 ኣብ…

ታቦታት ናብ መንበረ ክብሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ በዓል ከተራ ከካብ ኣብያተክርስቲያናት ብምውፃእ ናብ መሕደሪኦም ባሕረ ጥምቀት ዝኣተዉ ታቦታት ስርዓተ-ጥምቀት ተፈፂሙ ናብ መንበረ ክብሮም ይምለለሱ ኣለዉ። እቶም ታቦታት ካህናት፣ ዲያቆናትን ተምሃሮ ሰንበትን ብመንፈሳዊ ዝማሬ…

ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩላህና ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…

ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ስዊድን፣ ኣውስትራሊያ፣ ጀርመን፣ ጣሊንያን፣ ካናዳን ስዊዘርላንድን ኢዮም ነቲ መልእኽቲ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሲዳማ ብፁዕ ኣቡነ ዮሴፍ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ መኩሪያ መርሻዬን ካልኦት ኣመራርሓ እታ ከተማን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ከም ግብረ…