Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃዴ ሲንቄታትን ነበርቲን ምስታፎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማን ካልኦት በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ተሳቲፎም።
እቲ…
ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነፀላ ያታታት ብምምካት ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ኣመራርሓን ሞያተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ዓውዲ ርክብ ሀዝብን ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ኣሰናዲኡ።
ሓላፊ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣተሓሳሲቡ፡፡
“ግደ ሚዲያ ኣብ ህንፀት ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላምን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጠናዊ ዝምድና ዝፈጥር ፃዉዓት ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ ዘዛምድ ረብሓ ዘለዎ ፃዉዒት ከምዝኾነ ኣሜሪካዊ ተመራማሪ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ተመራማሪ፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊ ምዃኑ ንፋና ሚዲያ…
መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት፥ ብዙሓት ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተወከልቲ መንግስቲን ኣባላት ሪፐብሪክ ኩባን ተረኺቦም።
ብሰማኸኝ ንጋቱ
ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…
ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ኣብ ውሳነታት ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግናን ግደ ደቂ ኣንስትዮን ዝዝቲ ሃገር ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።…
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይን ተዛቲዮም።
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘለዉ ኩነታት ሰላምን ፀፅታ ገለፃ ገይሮምሎም።…
ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…