Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንምዕባለ ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ኣሰራርሓን ኣወሃህባን ኣገልግሎት ብዘላቕነት ብምፍታሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ ከተማ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ክልል ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ብርኪ ብብርኪ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል ፕሮጀክት ብምሕንፃፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ መስኖን ቆላማ ከባቢን እንድሪያስ…

ብኽነት ኤሌክትሪክ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ ዘኽእሉ ተግባራት እናወገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብኽነት ሓይሊ ዘጋጥም ቴክኒካዊን ቴክኒካዊ ብዘይኮኑን ምኽንያታት ከምዝኾነ ኣብ ማእኸል ብሄራዊ መቆፃፀሪ ሓይሊ መካየዲ ስራሕ ኣካውንቲንግን…

ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳር ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 11፡30 መመላለሲት ህዝቢ መኪና መስመር ብምስሓት ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት ሲኖ ትራክ መኪና ብምግጫዋ…

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም( ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ጄቱር ዑደት ኣካይዶም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ መካይን ብምግጥጣም…

መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ዘሎ መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ብምውፋር መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ እዋናዊ ሓበሬታ፥ ኣብ…

ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተሃነፀ ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልል ሶማሌን ዝተሃነፀ እቲ መንደር ንማሕበረሰብ ሰበኽ ሳግም…

ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ክልል ዓፈር ዞባ ገቢ ረሱል ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። መምህርን ተመራማሪን ከፍሊ ትምህርቲ ስነ ምድሪ እቲ ዩንቨርስቲ ገዛሀኝ ይረጉ(ፕ/ር) ንፋና ሚዲያ…

ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሃገርና…