Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ መበል 70 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ይካየድ ኣሎ።
ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ በዓል ምስረታኡ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናኽበረ ዝፀንሐ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሓዊሱ…
ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ዓሳ ተገፊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ 2017 በጀት ዓመት ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ፡፡
ኣብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ዳውሮ ሓላፊ መምርሒ ሃፍቲ ልምዓት እንስሳትን ዓሳን ኣስፋው ጮራሞ ንፋና…
ትካላት ሃይማኖት ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ሓድነት ብምጥንኻር ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ 4ይ ሃገር ለኸ ጉባ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንሓድነትን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመር ትውልድ ብዝተረኸበ ኣተዊ ኣብ ፓርክ ኢኮ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፅሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለን ተወከልቲ…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ሓዘኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ንዝበፅሐ ሓደጋ ሞት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡
እቲ ዝበፅሐ ሓደጋ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃን እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ…
ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኢንተርፕራይዛት 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ።
ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ…
ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብውፅኢታዊነቱ ዓመታት ዘሕለፈ ትካል እዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ ጎንደር ከም ካልኦት ፍሉጣት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተወዳዳርነት ጥራሕ ዘይኮነስ ብብቕዓት እውን ዓመታት ዝተሳገረ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጡሽኔ።
ዩኒቨርስቲ ጎንደር መምሃሪ ሆስፒታልን መበል 100 ዓመት ዝኽሪ…
ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡
መድረኽ ዘተ መዛዘሚ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት በጀት ዓመት 2017ን ዘተ ትልሚ 2018 ይካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር…
ሃገር ብምርግጋዕ ንቀፃሊ ወለዶ ንምትሕልላፍ ግደ ትካላት ሃይማት ልዑል እዩ – ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብምርግጋዕ ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍን ግደ ትካላት ሃይማኖት ዓብዪ እዪ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ፡፡
"ሃይማኖት ንሰላምን ሓድነትን ምክብባርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…
ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ዝዝቲ ዘሎ እንትኸውን፥ መራሕቲ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…