Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣሰልጣኒ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ራውዳ ዓሊ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቲ ፃውዒት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስት ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዚምባብዌ ኣብ…

ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ብጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ብዛዕባ ኦፕሬሽን ዘበናዊ ዱኽዒ 2017/18 ምዝታዩ ኣብ ጂቡቲ አብ ዝርከብ…

ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 499 ሺሕን ተምሃሮ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርሲቲ ንምውሳድ ከምዝተመዝገቡ ሃገር ለኸ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ዴስክ ምዝገባ ተፈተንቲ፣ እርማት ፈተናን ምውዳድ ውፅኢት ማዕረፉ ሌሬቦ÷…

ምንቅጥቃጥ መሬት ዝኸፍአ ጉድኣት ንከየስዕብ ዘድሊ ጥንቃቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባ ገቢ ረሱ ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ ተራእዩ ኢዩ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዋሽ 7፣ ኣዋሽ ፈንታሌን ወረዳ ኣሚባራን ኣብ ዝርከቡ ውሱናት ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ የጋጥም…

ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ውልቀ ሰባት ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ራዕዳውያን ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ውሳነ ፍርዲ ተመሓላሊፉዎም። ኣብቲ ክልል ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ…

ብትራክተር ዝረሕረስ መሬት ምጣነኡ 5 ሚሊየን ሄክታር በፂሑ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ብትራክተር ዝሕረስ መሬት ምጣንኡ 5 ሚሊየን ሄክታር ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ልፅግናን ሚኒስትር ሕርሻን ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሕርሻ ትሑረት ተዋሂቡ እናተሰርሐሉ ይፅናሕ…

መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ጭቡጥ ዓወት ኣምፂኡ ኢዩ – ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ መሰረታዊ ለውጢን ጭቡጥ ዓወትን ከምዘምፀአ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ብቤራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሞን ዝተወገኑ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦመር ጊሌ ተዛቲዮም። ዕላማ እቲ ዘተ ምፍላጥን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን አሕዋት ሃገራት ዘሎዝፀንሐ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዘውፀኦ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን፡፡ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ጅቡቲ መዘንኡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…