Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልላት ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዝዓበየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ክልላት ዘሎ ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን…
ባዕዲ ነገር ዝተሓወሶም ምግቢታት ናብ ዕዳጋ ከይቐርቡ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሽፋን ብምግባር ባዕዲ ነገር ዝተሓወሶም ምግቢታት ናብ ማሕበረሰብ ከይበፅሑ እናሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ጠስሚ፣ መዓር፣ በርበረን እንጀራን ባዕዲ ነገራት ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕርቡ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ፡፡
እቲ ምክፋል መኣዲ ኣብ 2017 ዓ.ም ን8ይ ግዘ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ኣብ ማእኸላዊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ተዛትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም÷ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ፖለቲካ ፓርቲ ኢሉ እውን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ጉዳያት ምምሕዳርን…
ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብምትሕብባር ግብረ ሰናይ ካውንስል ስደተኛታት ኖርወይ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓብይ ዓዱ ብልዕሊ 7 ሚልዮን ብር በጀት ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡
እቲ ማይ ነቑጣ ብቐንዲ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ…
መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን ቺን ኣብ ቤተ መንግስቶም ንክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ድሕሪ እቲ ስነ ስርዓቱ ክልቲኦም መራሕቲን ጉጅለ ልኡኾምን ክልተኣዊ ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብክልቲአን…
ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…
ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ጎንፂታት ምክልኻልን ከምዝድግፍ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ልኡኽ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣብ ኢትዮጵያ…